ኣብ ቨስትላንድ፡ ኣብ ልዕሊ ወዲ 13 ዓመት ተመሃራይ ህጻን ዓሌታዊ ጸርፊ ዘዘውተረ ሰብኣይ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ነሓሰ...
Year: 2022
ብቕድሚ ትማል ሰሉስ፡ ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ሽወደን ኣብ ዩሮ 2022 ምስ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝገበረቶ ግጥም...
ኣብ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ መስርሕ ምውዳእ ስራሕ ፍቓድ እናተደናጎየ ክመጽእ ምጽንሑ ተገሊጹ። እዚ ለውጢ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን...
ብምኽንያት እቲ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን እተካይዶ ዘላ ናይ ወራር ኲናት፡ ኣብ ዝመጽእ ዊንተር ሕጽረት ጎማ መኪና...
ቊጽሪ ዓሳታት ሄሪን፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣዝዩ ከንቈልቊል ምጽንሑ ኣብ ጥቓ ገማግም ባሕሪ ባልቲክ ዓሳ ዝገፉ ጀለብቲ...
ካብ ዩክሬይን ሃዲሞም ኣብ ሽወደን ዕቚባ ዝረኸቡ መማህራን፡ ተሓጋገዝቲ መማህራን ንምዃን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማልም ስልጠና ይወስዱ ምህላዎም፡...
ብመሰረት ኣብ ዝሓለፈ ሳመር ኣብ ትግባረ ዝወዓለ ሓድሽ ሕጊ፡ ኣብ ውሽጢ ቤት ኣብ ቅድሚ ቆልዑ ጎነጽ ምፍጻም...