ብቐዳም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጀላቡ፡ ኪንድ ሄራልድ ከምኡውን ክሩው ናይታ 8 ሜትሮ ዝንውሓታ ጃልባ “ሲራ”መበል 10ይ ደረጃ...
Year: 2022
ኣብዚ ሳመር፡ ብጠቕላላ 10,000 ካብ ኣርላንዳ ዝነቕሉ መገሻታት ከም እተደናጎዩ፡ ሬድዮ ኤኮት ጸብጺባ። መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ፡ ብመንግስቲ...
ኤጀንሲ ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን፡ ብሕማም ምኽንያት ዕረፍቲ ወሲዶም ዝጸንሑ ናብ ስራሕ ንምምላስ ብዝብል ምስኣቶም ኣኼባ ከካይድ እዩ...
ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ ንዝመጽእ ዓመት ባጀቱ ናብ 7 ቢልዮን ክሮና ሽወደን ክብ ክግበር ሓቲቱ’ሎ። እዚ ሕቶ ዘቕረበሉ...
ኣብ ወርሓ ግንቦት፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኖርወይ ናብ 3.2% ምንቊልቋሉ፡ እዚ ድማ ምስ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ዝሓለፈ...
ኣብ ሰሜን ሽወደን–ስኬልፍ– ዝርከብ ፋብሪካ ባተሪ ኖርዝቮልት፡ ኣብ ወወርሒ 3,500 ናይ ስራሕ ሕቶታት ይመጾ ምህላዉ፡ ኣገልግሎት ዜና...
ምስ ወርሒ ግንቦት ዝነበረ ዕቤት እንክነጻጸር ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ሓፈሻዊ ሃገራዊ እቶት ሽወደን ብ 0.6% ምዕባዩ...
ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ሽወደናውያን፡ ንናይ 2022 ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ድምጾም ካብ ሎሚ ኣትሒዞም ምሃብ ክጅምሩ ምዃኖም ተገሊጹ። ኣብ...
ኣብ ወርሓ ግንቦት፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኖርወይ ናብ 3.2% ምንቊልቋሉ፡ እዚ ድማ ምስ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ዝሓለፈ...