Year: 2022
ካብ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣጽዋር ምግዛእን ናብ ዩክሬይን ምሻጥን ብዝምልከት፡ መንግስቲ ነቲ ብኔቶ ዝቐረበ እማመ ክሰምዕ ከም ዝግባእ፡...
ሰልፊ ሊበራል፡ ኣብ ስልጣን ንዘሎ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝነበራ ደገፍ ብምጥንጣን፡ ነቲ ብ ኡልፍ ክሪስተርሰን ዝምራሕ ዓቃባዊ ሞደራትና...
ብምኽንያት ልዑል ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ፡ ከምኡውን ጸዓት ብዕደላ (ራሽን) ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት፡ ኣብ ኖርወይ ዝርከባ...
ኣብ ኖርወይ፡ ካብ ዓሰርተ ተመሃሮ እቲ ሓደ ብ ዝንቡዕ ልማድ ኣመጋግባ ከም ዝሳቐ፡ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ብዘይካዚ፡ 16–19...
ኣብ ሽወደን እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጒዳይ፡ ቀጻልነት ዘለዎ ሕብረተሰብ ምህናጽን ሸቶታት ክሊማ ምዕዋትን እዩ፡ ክብል ኣባል ሓምላይ...
ናይ ንግድ መስርሕ ዝዘርጒ ነግራማት ዓማዊል ንምእጋድ ዝውዕል ሕጊ፡ ሳሕቲ ጥራይ ኣብ ግብሪ ይውዕል ምህላዉ፡ ሓደ ናይ...
ኣብ ደቡባዊ ኖርወይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት፡ ክሳብ ናይ 200 ሚልዮን ክሮና ኖርወይ ተወሳኪ ወጻኢ ጸዓት ኤለትሪክ ምግባሮም ተፈሊጡ።...