Year: 2022
ካብ ኢጣልያ ናብ ህንዳዊት ከተማ ኣምሪስታር ዝኣተዉን ቫይረስ ኦሚክሮን ኣብ ደሞም ከም ዘለዎም እተፈልጡን 13 ሰባት ከይውሸቡ...
ቫይረስ ኮሮና እንከላኸለሉ ዝበለጸ መንገዲ ዕጽዋ ኣይኮነን ክብል ማእከል ምቊጽጻርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪቃ (Africa CDC) ገሊጹ። ቊጽሪ...
ኣብ ኻዛኽስታን፡ ኣንጻር መንግስቲ ዘቕንዐ ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ብመሰረት መንግስቲ ዝገበሮ...
ሃገረ ዴንማርክ: እዚ ለበዳ ካብ ዝተኣታቶ ንንጀው: ኣብ መዓልቲ 28,283 ዝኸውን ሓደሽቲ ሕሙማት – እቲ ዝዓበየ ቑጽሪ...
ከም መዐቀኒ ዋጋታት ናይ ኖርዲክ ጸዓት ኤክስቸንጅ ኖርድ ፑል (Nordic electricity exchange Nord Pool) እንተኾይኑ፡ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን...
መንግስቲ ሽወደን: ኣብ ቤት መግቢታትን ድኳናትን ናይ ክታበት ፓስፖርት ምሕታት ክጅመር ምዃኑ ኣፍሊጡ። በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ...
ናይ ኖርወይ ተመሃሮ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ ነቲ መልከፈቲ ንምዕጋት ንኽሕግዝ ተባሂሉ ናይ ኮቪድ-19 መርመራ ኽግበረሎም ከም ዝኾነ...
ኮኾብ ሰርብያዊ ተጻዋያት ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ናብ ከተማ መልበርን (ኣውስትራልያ) ድሕሪ ምእታዉ ቪዛኡ ክስረዝ ከም እተገብረ ተፈሊጡ።...
ኣብ ኻዛኽስታን ብሰንኪ እተኸስተ ዕግርግር: ሰራዊት ሩስያ: ናይ ምርግጋእ ሓገዝ ከበርክት ብመንግስቲ እታ ሃገር ጻውዒት ከም እተገብረሉ...