ሚኒስትሪታት ወጻእን ምክልኻልን ክልቲአን ሃገራት ቪርቹዋል ኣኼባታት ድሕሪ ምክያዶም፡ ሕ.መ.ኣ.ን ጃፓንን ክልተ ናይ ምክልኻል ውዕላት ንምፍርራም ተዳልየን...
Year: 2022
ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ምፍልላይ’የን ንፈለማ እዋን ገጽ ንገጽ ተራኺበን። ክልቲኤን ተሓቛቚፈን ብንብዓት ክሕጸባ እንከለዋ፡ ኪኖ ናፍቖት...
ኣብ ውሽጢ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዝቕመጡ ኤርትራውያን ብሰንኪ’ቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘካይዶ ዘሎ ደብዳብ ግዳያት ይኾኑ...
ቤት ትምህርትታት ናይ ቺካጎ፡ ብተኸታታሊ ንኻልኣይ ግዜ ከምዝተዓጽው ተሓቢሩ። ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ህብረት ናይ መማህራንን መራሕቲ ቤት...
ኣብ ሱዳን፡ ተቓውሞታት ኣንጻር እቲ ወታሃደራዊ ጁንታ ይቕጽሉ ከም ዘለው ተሓቢሩ። ከም ጸብጻባት መሰኻኽር ዓይኒ እንተድኣኾይኑ፡ ብሓሙስ...
ኣብ ሆስፒታላት፡ ብኮቪድ-19 ተለኺፎም ብጽኑዕ ናይ ዝሓመሙ ቁጽሪ ሕሙማት ኣዝዩ ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ልዕሊ...
ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሩዋንዳ: ኣውራጃ ቡጌሰራ: ንበዓል ክሪስማስ ተባሂሉ እተዳለወ ስዋ ባናና ብምስታዮም 11 ከም ዝሞቱ ትካል...
ሓንቲ ሰበይቲ ነበራ፡ ኣቕላስያ ኢዩ ስመን፡ ካብ ጭዋታትን ዓበይትን ሰባት ከም እተወልዳ ንሰብ ከእምና ምሉእ ህይወተን ዘሕለፋኦ።...