ሰልፊ ክሪስ ዲሞክራተና፡ ነቲ መስርሕ ምትሕውዋስ ናይ ባዮፉውል ምስ ናፍታ ዝምልከት ረቛሒታት ክንክዮ ድሌት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ...
Year: 2022
ጓሉ ንፋሺስት ውልቀ-መላኺ ዓዲ ጣልያን ነበር፡ ቤኒቶ ሙሶሊኒ፡ ኣብ መበል 99 ዓመታ ከም ዝሞተት ተፈሊጡ። ኢለና ኩርቲ፡...
ቤልጅማዊት እንግሊዛዊት ጓል 19 ዓመት ዝኾነት፡ ዛራ ሩዘርፎርድ፡ ብውልቃ፡ ንዓለም ብነፋሪት ብምዛር እታ ዝነኣሸት ጓል ኣንስተይቲ ኣብራሪት...
ኣብ እንዳ መዐደሊ ነዳዲ፡ ኣለው ዝተባህሉ ነጋዶ፡ ዝርዝር ዋጋታት ናይቲ ዝሸጡዎ ቤንዚንን ናፍታን ይውስኹ ምህላዎም ተፈሊጡ ክብል...
ማዕበል ኦሚክሮን ኣብ ጥርዙ በጺሑ ንታሕቲ ይወርድ ብምህላዉ፡ ናይ ኣፍ ማስክ ምጥቃም ዝርከቦም ካልኦት ሕግታት ካብ ዝመጸእ...
ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ክልተ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሰባት፡ 7,508,711 በጺሑ...
ኣብ ናይዛ ዓለም ነዊሕ ጻንሒት፡ እኩይነት ወይ እከይ፡ ኣገዳሲ ተራ ተጻዊቱ ኢዩ። ምስ ስልጣነን እተሓላለኸ ማሕበራዊ ንጥፈታት...
ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ዘመናዊ ዝኾኑ ኣጽዋር፡ ናብ ዩክሬይን ንኽስደድ ንሃገራት ባልቲክ ፍቓድ ከምዝሃበተን ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፡ ሚኒስተር...
ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎም ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ናታቶም ሓበሬታ፡ ናብ ኩለን መንግስታውያን በዓል መዚ ንኽባጻሕ ምእንቲ፡...