ሩስያ፡ ንዩክሬይን ክትወርራ ትኽእል እያ ዝብል ስግኣት ሰፊኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ሃገረ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማ ኪዬቭ ዝነበሩ...
Year: 2022
ኣብ ሃገረ ጀርመን ዝርከቡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ናይ ካቶሊክ ቤተ-ክርስትያን ‘ንሕና LGBTQ ኢና’ ብምባል ጽገናዊ ናይ...
ፋስን ካራን ሒዙ፡ ናብቲ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ምእታው ስዒቡ፡ ሓደ ወዲ 17 ዓመት መንእሰይ ቀሊል ጉድኣት ዘብጸሐ...
መጠን መልከፍቲ ኮቪድ፡ ኣብ ሽወደን፡ ብልዑል ደረጃ ይቕጽል ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ፡ ቁጽሪ ናይ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ሽወደን ዝለዓለ ቁጽሪ ዘለዎ ብዝሒ ናይ ስደተኛታት ከም ዝተቐበለት ተፈሊጡ። እዚ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት...
ሰራዊት ቡርኪናፋሶ፡ ንፕረዚደንት ሮሽ ካቦሬ፡ ብምዕላው ስልጣን ምጭባጡ ገሊጹ። ሓደ በዓልመዚ ሰራዊት እታ ሃገር፡ ናብ ተሌቪዥን እታ...
ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ወጥሪ እናዓበየ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፡ 8500 ዝኾኑ ወተሃደራት ኣመሪካ፡ ተበገስ ዝብል ትእዛዝ ንምስማዕ...
መንግስቲ ማሊ፡ ነቲ ኣህጒራዊ ግብረመልሲ ንግብረሽበራዊ ምንቅስቓስ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ ብዝብል ምስምስ ናብ ማሊ ዝኣተወ ሰራዊት ደንማርክ፡...
ኣብ ስታድዬም ካሜሩን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ ጽቕጥቅጥ፡ ብውሕዱ 8 ሰባት ምሟቶምን ብዓሰርተታት ዝቚጽሩ...
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፡ ብሰኑይ መዓልቲ፡ ናብ ጽርግያታት እታ ርእሰ ኸተማ፡ ኻርቱምን፡ ካልኦት ከተማታትን ብምውጻእ ኣንጻር እቲ ቅድሚ...