Year: 2022
ኣብ ዩክሬይን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሎሚ ንግሆ ምንቊልቋል ብርኪ ሽወደን ኣጋጢሙ ምንባሩን እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ...
ዓሰርተታት ኖርዌጃውያን ሕጂውን ኣብ ዩክሬይን ምህላዎም ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ንጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ካብ ወርሓ...
ፕረዝደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ ግን ነዚ ውሳነታት “ዘይፍትሓዊ” ክብል ተቓዊምዎ’ሎ። ፕረዝደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ...
ብምኽንያት ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ኣብ ዝሓለፋ 10 መዓልታት ጥራይ 1.5 ሚልዮን ዩክሬናውያን ከም እተሰደዱ ላዕለዋይ...
ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይንን ንሱ ኣብ ኣውሮጳ ኣስዒብዎ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላውን ንሽወደን ኣባል ኔቶ ናይ ምዃን...