ብሰልፊታት ሞደራትና፡ ዴሞክራሲ ሽወደን፡ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲን ሰልፊ ሊበራልን መንግስቲ ንምቛም ዝተኣትወ ውዕል ብሰልፊ ሊበራል ውሽጣዊ ነቐፌታ የስዕብ...
Year: 2022
መንእሰያት ሽወደን ብቛንቋ እንግሊዝኛ ናይ ምጽሓፍ ክእለቶም እናመሓየሹ ምምጽኦም ዩኒቨርሲቲ ኣፕሳላ ዘካየዶ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡...
ኡልፍ ክሪስተርሰን ቀዳማይ ሚኒሰተር ክኸውን ተመሪጹ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ካቢነ ሚኒስተራቱ ጽባሕ ሰሉስ ክርቊሑ ምዃኖም ይግለጽ ኣሎ።...
መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኮይኑ ተመሪጹ። ኣብ ባይቶ ሽወደን ድሕሪ ዝተገብረ ድምጺ፡ 173...
ፊንላንድ፡ ኣብ ሶርያ ዝርከቡ ህጻናት ካብ መዓስከራት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዘይምግባራ፡ ምስ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከም ዝጽብጸብ...
ተቓወምቲ ሰልፊታት ነቲ ብ ሞደራትና፡ ክርስትያናዊ ደሞክራሲ፡ ሊበራልን ሰልፊ ደሞክራሲ ሽወደንን ዝተኣትወ ውዕል ጥሙር መንግስቲ ነቐፊታአን የቕርባ...
ብናስሮቪች ህቡባት ሰባት ከም ሎምዘበን ጌሩ ግላዊ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዝወደቐሉ ግዜ ሃልዩ ኣይፈልጥን እንተተባህለ ምግናን ኣይከውንን።...
ሰልፊታት ሞደራትና፡ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲን ሊበራልን ምስ ሰልፊ ዴሞክራሲ ሽወደን ብቐረባ ብምዃን፡ ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ስደተኛታትን ሕጊን ስርዓትን...
ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬይን–ኪቭ–ብውሕዱ ሰለስተ ደብዳባት ከም እተኸስቱ ተገሊጹ። በዚ መጥቃዕቲ ኣብ ማእከላይ ሸቭቸንኪቭስኪ ዝርከብ መንበሪ ህንጻታት...
ኣርባዕቲአን የማናይ ቀጽሪ ዘቑማ ሰልፊታት ዝፈጥራኦ ጥሙር መንግስቲ፡ ኣብ ጒዳይ ስደተኛታት ጽንክር ዝበለ ፖሊሲ ክኽተል ከም ዝኽእል...