ኣብ ኣየት 1994 ኣብ ዝጠሓለት መርከብ ኤም ኤስ ኤስቶንያ ንስክላ ዝደሓኑ ተጓዕዝትን ቀዳማይ ሚኢስተር ነበር እታ ሃገርን...
Month: July 2022
ስደተኛታት ዩክሬይን ብማዕረ ክመራቕሑ ዝብል ሓድሽ ሕጊ፡ ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ኣብ ትግባረ ክውዕል ምዃኑን፡ ገለ ስደተኛታት ዩክሬይን...
ቋንቋ ሽወደን ከም ረቛሒ ቀዋሚ መንበሪ ክከውን ከም ዝድግፋ፡ ክልተ ዝዓበያ ሰልፊታት ሽወደን ገሊጸን። መንግስቲ ብወገኑ እዚ...
ፊንላንድን ሽወደንን ወተሃደራትን ትሕተ-ቅርጻን ኔቶ ናብ ሃገረን ክኣቱ እንተጌረን፡ ሞስኮ ኣድላዪ ዘበለ መጥቃዕቲ ክትፍኑ ምዃና ፕረሲደንት ሩስያ...
ፊንላንድ ኣብቲ ምስ ሩስያ ዘራኽባ ናይ 134 ኪሎሜትር ዶብ፡ ገዚፍ ሓጹር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ። መንግስቲ ኣብ ዶብ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ፖሊስን በዓልመዚ ኣኽባር ሕጊን ብጠቕላላ 278,800 ገበናት ምምዝጋቦም ተገሊጹ። እዚ ምስታ ዝሓለፈት ዓመት ዝነበረ...
መንግስቲ ን ቅድመ-ኲነታዊ ምፍታሕ እሱራት ኣመልኪቱ፡ ዝጸንከረ መምርሒታት ከተግብር ከም ዝደሊን፡ ነዚ ጒዳይ ዝርኢ ናይ መርመራ ኮሚሽን...
ሽወደን ናብ ዩክሬይን ተወሳኺ ኣጽዋር ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ትማል ሓሙስ ኣፍሊጡ። እዚ 500 ሚልዮን ክሮና ዝግመት ፓኬጅ...