Month: June 2022
ኣብ ባይቶ፡ ን ሚኒስተር ፍትሒ ሞርጋን ጁዋንሶን ባዶ ናይ መተኣማመኒ ድምጺ እንድሕሪ ዝወሃብ ኮይኑ፡ መንግስታ ብፍቓዱ ስልጣኑ ከም...
ወራር ሞስኮ ካብ ዝጅምር 100 መዓልታት መሊኡሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ሰራዊት ሩስያ ዛጊት 20% መሬት ዩክሬይን ብሓይሊ ወሪሩ...
ሊበራላውያን፡ ከምኡ’ውን ሓምላይ ሰልፊታት፡ ሕጂ’ውን ካብ 4% ንታሕቲ መናብር ባይቶ ጥራይ ክውንኑ ዘኽእሎም ተቐባልነት ከም ዘለዎም፡ ቤት ጽሕፈት...
መንእሰያት፡ ናብ ጒጅለታት ገበን ከይክተቡ ምኽልካል፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ዝመጽእ መስከረም ዝሳለጥ ሓፈሻዊ ምርጫ ቅድሚ ምእታዉ ዝዝተየሎም፡ ቀንዲ...
ሽወደን፡ ናብ ዩክሬይን ዝያዳ ገንዘብን ኣጽዋርን ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ትማል ሓሙስ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ፋይናንስን ምክልኻልን ልዕሊ 500 ሚልዮን...
መራሒት ማእከላይ ሰልፊ ኣኔ ሉፍ፡ ድሕነት ህዝቢ፡ ምርግጋጽ ማዕርነት ከምኡ’ውን ምውህሃድ ስደተኛታት ኣተኲሮ ክወሃቦም ከም ዝግባእ፡ ትማል ሓሙስ...
ኣብ ሰነ 1972፡ ስቶክሆልም ኮንፈረንስ ከባቢ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ እተአንግድ ንደሓር፡ ሓደ ዕስሪት ካብቶም ኣማኢት ክትግበሩ ዝተባህሉ...