Month: June 2022
ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ማላላ ዩሳፍዚ ምስ ዋና ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ሄንሪክ ትዩን ሓዊስካ ፍሉይ ፖለቲካዊ ርክብ ንምግባር...
ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ኖርወይ ዝኽሰት ምስ መስተ ዝተሓሓዝ ምፕት ንክውስኽ ምኽንያት ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ 2020 ከምኡ’ውን 2021፡...
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሳምንታት፡ ምምሕዳራት ከተማታት ሽወደን ን ዩክሬናውያን ስደተኛታት ኣባይቲ ናይ ምቕራብ ሓላፍነት ክወሃቦም፡ ከምኡ’ውን ነፍሲ ወከፍ...
ፊንላንድ ምስ ሽወደን ብሓደ ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ–ክትጽንበር ከም እትደሊ ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ገሊጹ። ንሱ ነዚ...
ሰልፊ ማእከላይ፡ ነቲ ኣብ ስልጣን ብዘሎ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝተበጽሐ ውዕል ጡረታ ክድግፍን፡ ጽባሕ ረቡዕ ንባጀት መንግስቲ ድምጹ...
ብዙሓት ኖርዌጃውያን ብምኽንያት ክብሪ ዋጋታት ብስጭት ይስምዖም ምህላዉ፡ ብኦንላይን ዝግበር ጎነጽ ድማ የስፋሕፍሕ ምህላዉ ኣገልግሎት ጸጥታ ፖሊስ (PST)...
ቅድሚ ፍርዲ እሱራት ዝጸንሑሎም መደበራት መአረምታ ደቡብ ሽወደን፡ ጻዕቂ ሰባት ስለዘለዎም እሱራት ምስ ስድራቤቶም ክራኸቡ ይሽግሩ ምህላዎም ሬድዮ...
ኣብዚ ዓመት፡ ዋጋታት መግቢ ሽወደን ብ 12% ክውስኽ ይኽእል እዩ ክብል፡ ን ዱካናት መግቢን ዋጋታትን ዝከታተል ኲባንያ...
ፓይሎታት መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS)፡ ካብ ሰነ 29 ኣትሒዞም ኣድማ ከካይዱ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ። በዚ ኣድማ 250 መገሻታት፡...