ብኤለትሪክ ዝሰርሓ መካይን ንምርካብ ዘሎ ነዊሕ ሪጋ፡ ዋጋ መካይን ሓራጅ ንክውስኽ ምኽንያት ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። ዓለም-ለኻዊ ሰንሰለት ቀረብ፡...
Month: May 2022
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብታ ሃገር ናብ ዝርከባ መሳጊድ ይዂን ካልኦት ሃይማኖታዊ ትካላት ዝግበር ናይ ወጻኢ ምወላ፡ ደው ከብል ድሌት...
ሰባት ብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ክታለሉ ከም ዘይብሎም ዝጒስጒስ መንግስታዊ ወፍሪ ሓበሬታ ይዳሎ ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ወፍሪ፡ ቅድሚ...
ኣብ ክሊ ዕድመ ሰላሳታት ዝርከብ ሓደ ሰብኣይ፡ ኣብ መዓልቲ ዓርቢ ስቕለት፡ ኣብ ሪንክቢ (ስቶክሆልም)፡ ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ብዝተኸስተ...
ኣብዚ ሰሙን “ከባቢ ሰላም” ዝብል ሓረግ ኣብ ዓመታዊ ፎረም ሰላምን ልምዓትን ስቶክሆልም ፍሉይ ኣተኲሮ ተዋሂብዎ ምንባሩ ተገሊጹ። እዚ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ነቲ ሓሙሽተ ፖለቲከኛታት ሽወደን ን ሰልፊ ሰራሕተኛታት ቱርኪ (PKK) ይውክላ እየን፡ ዝብል ብ ጋዜጣ...
ለንቀነ፡ ካብ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት እተላበደ ሕማም ማንኪ ፖክስ፡ ኣብ ከምኒ ኦስትርያ፡ በልጄም፡ ፈረንሳ፡ ጀርመን፡ ጣልያን፡ ፖርቱጋ፡ስጳኛ፡ ሽወደንን...
ሃገራት ምዕራብ፡ ን ዩክሬይን ዝገብራኦ ሓገዝ ከዕዝዛ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዘንበራኦ እገዳ ከስፍሓ፡ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ፊንላንድ ሳና...
ናብ ሽወደን ምስ ኣተዂም፡ ብኸመይ ስራሕ ትረኽቡ? ክንደይ ግዜኸ ይወስደልኩም? ስራሕ እንክትደልዩ፡ እንታይ ኣብ ግምት ከተእትዉ ኣለኩም? ሬድዮ...