Month: May 2022
ኣብ ኣንታርክቲካ፡ ን ጸረ ተሃዋስያንን ጸረ-ረኽሲን ዝጻወር ዓሌት ባክተርያ ከም ዝረኸቡ፡ ተመራመርቲ ገሊጾም ክትብል SVT ጽሒፋ። ምስ ምልዋጥ...
ኣየርላንዳዊ ደራሲ ፓዲ ኬሊ፡ ናብ ሽወደን ኣብ 1997 ካብ ዝኣቱ ኣትሒዙ፡ ኣብ ታቤላታት መወዓውዒ ዝጸሓፍ ጌጋታት እንግሊዝኛ ክእክብን...
ዳይረክተራት ፊልም ሽወደን፡ ካብ ፈስቲቫል ፊልም ካነ ክልተ ዓበይቲ ሽልማታት ምርካቦም ተገሊጹ። ሩበን ኦስሉንድ፡ በታ “ስሉስ ኲርናዕ ጓሂ’...
ፖሊስ ነቲ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ኡረቦ ዝተፈጸመ ቅትለት ኣብ ክሊ ዕድመ 20ታት ዝርከቡ መንእሰያት ይምርምሮ ምህላዉ ተገሊጹ። እዞም...
ኣብ ሽወደን፡ ሳልሳይ ሕሙም ማንኪፖክስ ከም እተረኽበ፡ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ትማል ሰኑይ ኣፍሊጡ። እዚ ቫይረስ፡ ዛጊት ኣብ ዞባታት...