Month: April 2022
ሽቕለት ኣልቦነት ኖርወይ ኣብ ወርሓ ለካቲት ናብ 3.1% ምውራዱ፡ ካብ ስታቲስቲክስ ኖርወይ እተረኽቡ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ኣብ ኖርወይ፡...
ጸጋማይ ተቓዋሚ ሰልፊ፡ ሽወደን ናብ ኔቶ ንምጽባር ወይስ ንዘይምጽንባር ብረፈረንደም ክትውስን ጠሊቡ። መራሒ እቲ ሰልፊ ኑሺ ዳጎስታር፡ ትማል...
ካብ ዝቕጽል ሰሙን ኣትሒዛ፡ ሬድዮ ሽወደን ብቋንቋ ዩክሬይን ኣገልግሎት ምሃብ ክትጅምር እያ ተባሂሉ። ሬድዮ ሽወደን፡ ጒዳይ ኲናት ይክሬይን...
ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፋ ዕስራ ዓመታት እተቐበለቶም ኣዝዮም ብዙሓት ስደተኛታት ኣብ ምውህሃድ ብዘይምዕዋታ፡ ተመዓደውቲ ሕብረተሰብን ጒሒላታትን ንኽፍጠሩ ምኽንያት ኮይኑ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ነቲ ብጸጋማይ ሰልፊ ዝቐረበን፡ ናብ ኔቶ ንምጽንባር ኣብ ሽወደን ረፈረንደም ክግበር ዝብልን ሓሳብ...
ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ፡ ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ስደተኛታት ዩክሬይን ካብቲ ትጽቢት ተጌሩሉ ዝጸንሐ ዝወሓደ ከም ዝኸውን፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን...
ብዙሕ ገንዘብ ኣባኺንካ፡ ዝብል ወቐሳ ዝወረዶ ቀዳማይ ሚኒስተር እሰራኤል ናፍታሊ በነት፡ ወርሓዊ ወጻኢታት ምግቢ ስድራኡ ካብ ጅባኡ...
ብሰንኪ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ስደተኛታት ስራሕተኛታት ወትሩ ዝውቀስ ከባቢ፡ እቲ 23 ሚልዮን ስደተኛታት ዘለውዎ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ እዩ።...