ናይ ሎሚ ግጥም በታ ኣብ ዋንጫ ኣፍሪቃ 19 ግዜ ዝተሳተፈትን 2 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዘልዓለትን ኣብ ዝሓለፈ...
Day: January 11, 2022
ልክዕ ድሕሪ 2 ሰዓት ኣብ ሞንጎ 2 ኣርሓታት ዋንጫ ኣፍሪቃ ናይ ምድብ ግጥም ክካየድ እዩ። እዚ ግጥም...
ሓደ ኣመሪካዊ ዜጋ: ብጀነቲካዊ ኣገባብ ካብ ዝተመስርሐ ሓሰማ ዝተረኽበ ልቢ ተጠቒሞም ሓካይም ምትካእ ኣካላት ከም ዘካየድሉ ተገሊጹ።...
እታ ወደባዊት ዝኾነት ቻይናዊት ከተማ ቲያንጂን: ኣብ 14-ሚልዮን ተቐማጦኣ ጃምላዊ መርመራ ኮቪድ-19 ጀሚራ ትርከብ ክብል ማዕከን ዜና...
* ጋናዊ ቻርለስ ጊማፊ > (1963,1965,1982) ናይ መጀመርያ ሰለስተ ዋናጩ ዝዓተረ ኣሰልጣኒ። * ግብጻዊ ሓሰን ሸሓታ >...
እዛ ሱዑዳዊት ወራሲት ዓራት: ንዝሓለፉ 3 ዓመታት: ብዘይ ዝኾነ ክሲ እያ ኣብ ከተማ ሪያድ ተኣሲራ ዝጸንሐት። ከም...
ብመጥቃዕቲ ድሮን ዓሰርተታት ሰላማውያን ሰባት ድሕሪ ምሟቶም ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓያ ዝነበራ ትካላት ረድኤት ስርሐን ደው ምባለን...
ሓደ ቆጵሮሳዊ ተማራማሪ: ናይ ደልታን ኦሚክሮንን ሕዋስ ዘለዎ ዓይነት ኮሮና ቫይረስ ከምዝረኸበ ብሉምበርግ ጸብጺቡ ክብል ማዕከን ዜና...
እዚ ግጥም ኣብ ሞንጎ እተን ነዚ ዋንጫ ሓሓሙሽተ ግዜ ዝሰፍሰፋን ነዚ ዋንጫ ብ ምሉእ ምድላዋት ዝቐርባን ዓቢ...
ሚኒስተር ምክልኻል: ፔተር ሁልትክቪስት: ነቲ ትካል ጸጥታ ሽወደን ምስታ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ ተተሓሒዙ ንዝተፈጥረ ዘሕፍር ፍጻመ (cleaning...