ተመራመርቲ: ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ ድሕሪ ዘካየድዎ ዳህሳስ DNA: ወዲ 62 ኣርቲስት ሓዊስካ 14 ህያው ዓሌት ዳቪንቺ ምርካቦም...
Year: 2021
ኣብቲ ቅዱስ መጽሓፍ፡ ንኮኾብ ጽባሕ ኣመልኪቱ ከምዚ ዚስዕብ ይብል፥ “ኣየ፡ ብሩኽ ኮኾብ፡ ወዲ ወጋሕታ፡ ከመይ ኢልካ...
ስያ (Sia) ዝዕላመቱ ኩባንያ ኣይስክሬም፡ ብሰንኪ ኣብ ትሽዓተ ካብ ፍርያታቱ ዝተረኽበ ኢታይሊን ኦክሳይድ ዝተባህለ ቀመም፡ ካብ ዕዳጋታት...
ቅድሚ ፕረዚደንት ምዃኑ፡ ብጒዳይ ቅትለት ኻሾግጂ፡ ንስዑዲ ዓረብ ዝዝልፍ ዝነበረን ብዛዕባ’ቲ ቅትለት ስለያዊ ጸብጻብ ክዳሎ ዝገብረን ጆ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ዝመዘዞ ሳዓድ ሓሪሪ ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም ብዘይምኽኣሉ ቅልውላው እታ ሃገር መመሊሱ ይጋደድ ምህላዉ ተገሊጹ።...
ምምሕዳራት ሽወደን፡ ካብ ዕለት 19 ነሓሰ ጀሚረን፡ ነቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 16 ን 17 ዓመት ዘለዉ መንእሰያት፡...
ቻንስለር ጀርመን፡ ኣንገላ መርከል፡ ንዋሺንግተን ኣብ እትበጽሓሉ ዘላ እዋን፡ ፕረሲደንት ጆ ባይደን፡ ክልቲአን ሃገራት ንተጻብኦ ሩስያ ብሓባር...
ሃንጋሪ፡ ካብ ዕለት 01 ነሓሰ፡ ሳልሳይ መድረኽ ክታበት ክትጅምር ምዃናን ሰራሕተኛታት ጥዕና ድማ ብግዴታ ክኽተቡ ምዃኖም ብመንገዲ...
ኣብ ጀርመን፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተታት ዓመታት፡ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዕልቕልቕ ብምኽሳቱ፡ ብውሕዱ 80 ሰባት ከም ዝሞቱን ኣማኢት ደሃዮም...