መራሒት ሰልፊ ሰንተር፡ ኣኒ ሎፍ፡ ከምዝበለቶ “ከም ድሌት ውድብና እንድሕር ኮይኑ፡ ሓደሽቲ እገዳታት ካብ ምትእትታው እቲ ናይ...
Year: 2021
ኣንጻር ለበዳ ኮቪድ፡ ቃልስና ንኽንቅጽል፡ ብመጀምርታ፡ እቶም ዘይተኸትቡ ሰባት ቀዳማይ እብረ ክታበቶም ከምዝረኽቡ ከነረጋግጽ ይግባእ ክብል ውድብ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ካብ ዕለት 23 ታሕሳስ ጀሚሩ፡ ካብ ገዛ ምስራሕ ዝርከቦም ሓደስቲ ቀይድታት ኮቪድ ከተኣታቱ መደብ ሒዙ...
ኣብ ምብራቕ ቲሞር ሪቻርድ ዳሽባኽ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ቀሺ ኣብ ትሕቲ ሓላፍነቱ ዝነበራ ዘኻትም ህጻናት ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻሙ...
ኣብ ሃገረ ሃይቲ ተጨውዮም ኣብ ማሕዩር ዝጸንሑ ዓሰርተ-ኽልተ ሚስዮናውያን ምምላጦም ኣብ ኣመሪካ ዝመደብራ ሓንቲ ቤተክርስትያን ኣፍሊጣ። እዞም...
ኣብ ደቡባዊ ፓኪስታን ኣብ እትርከብ ከተማ ካራቺ: ኣብ ሓደ ባንክ ብዘጋጠመ ምፍንጃር: ብውሕዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ...
ሱዳናውያን: ንወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም: ኣብ ጎደናታት ከተማ ካርቱም ሰልፊ ኣካዪዶም። ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ እዞም...
ኣብ ቺለ ኣብ ዝተኻተደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ: ጸጋማዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ: ገብርኤል ቦሪስ ተዓዊቱ’ሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ: ሕሉፍ የማናዊ...
መትከላት ‘ንህዝቢ ፍቑድ ናይ ምዃን ተኽእሎ’ ማለት ብዝተኻእለ መጠን፡ ንጥፈታት ናይ መንግስታዊ ትካላት፣ ናይ ባይቶን ናይ ዞባ...