ኣብታ ብጎቦታት እተኸበት ዞባ ካቢልያ (ኣልጀርያ) ብዝተኸስተ ባርዕ ጫካ፡ ኣርባዕተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ሰለስተ ካልኦት ድማ ቆሲሎም...
Year: 2021
ጀርመናዊ ኩባንያ ባዮንቴክ፡ ንሓድሽ ጅር ደልታ ንምክልኻል፡ ንፍርያቱ ከማዕብል ከምዘየድልዮ ብምጥቃስ፡ ሳልሳይ ብልቃጥ ክታበት ብምሃብ ጥራይ ንደልታ...
ዝሓለፈ ሰሙን፡ 7300 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም ከምዝተመዝገቡ እንከለዉ፡ 7 ሽሕ ሰባት ድማ ስራሕ ጀሚሮም ብምባል...
ፕረሲደንት ኣመሪካ፡ ንመዘናኡ ብራዚላዊ ኻኢር ቦልሶናሮ፡ ኣብ ስርዓተ ምርጫ ዘሎ ተኣማንነት ብዋዛ ክጠፍእ ኣይትግበር ክብል ግልጺ መልእኽቲ...
ምሉእ ብምሉእ ዝተኸትቡ ሰባት፡ ናብ ብሪጣንያ ኣብ ምምላሶም ውሸባ ክኣትዉ ዘየገድድ ጒዕዞ ናብ ፈረንሳ ክገብሩ ከም ዝኽእሉ...
ስዑዲ ዓረብ፡ ንስድራቤት ግዳያት ኮሮና ካሕሳ ትህብ ምህላዋ መንግስታውያን ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን ክብል ተተ ገሊጹ።...
ኣብ 300 ነቚጣታት ቱኒዝያ፡ ብዘይ ቆጸራ ዝወሃብ ክትባት ንምርካብ፡ ልዕሊ 40 ዓመት ዝዕድሜኦም ዜጋታት እታ ሃገር፡ ነዊሕ...
ለበዳ ኮሮና ዓሚ ካብ ዝኽሰት ንደሓር ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣትሒዙ ኣብ ዉሃን 11 ሚልዮን ሰባት ተመርሚሮም ምህላዎም...
ሓደ እዋን ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ከተማ፡ ሓደ ትኳቦ እተባህለ ሰብ ኣብ እንዳ ፈታዊኡ ኣምሲዩ ንገዝኡ ኪኣቱ ገለ...