ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡ ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን፡ ብ29,953 ከምዝወሰኸ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ስታትስቲክስ ሽወደን ሓቢሩ...
Year: 2021
ን ሩስያን ቻይናን ብምስዓብ ኢራን ኣብ ኣፍጋኒስታን (ካቡል) ዝርከብ ኤምባሲኣ ከም ዘይትዓጹ ኣፍሊጣ’ላ። እቲ ኣኽራሪ እስላማዊ ምዃኑ...
ቅዋማዊ ቤት ፍርዲ ኡጋንዳ ከም ኣካል ጸረ-ፖርኖግራፊ ዘተኣታተዎ ደቀንስትዮ ሓጺር ጎና ከይክደና ዝድንግግ ኣዋጅ ከም ዝሰረዞ ተፈሊጡ።...
ፖላንድ ንጠለባት ኣውሮጳዊ ሕብረት ብምድናን ነቲ “ቦርድ ዲሲፕሊን” ዝስመ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝርከብ ኣከራኻሪ...
ክሳብ 2035 ኣብ ዘሎ ዓመት ጸሓያዊ ጸዓት ኣመሪካ ካብዚ ዘለዎ 3% ናብ 40% ክብ ክብል ከም ዝኽእል...
ኩሎም ኣባላት ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኣፍጋኒስታን፡ ካቡል፡ ናብ ሽወደን ተመሊሶም ከምዘለዉ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ኣን ሊንደ፡...
ሰለስተ ርብዒ ካብቶም ዕድሚኦም 12 ዓመትን ልዕሊኡን ዝኾኑ ዴኒማርካውያን፡ ምሉእ እብረ ክታበት ከምዝወሰዱ፡ ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር፡...
ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ኣስታት 6.5 ሚልዮን ሰባት፡ እንተወሓደ፡ ሓንቲ እብረ ክታበት ዝተኸትቡ ኮይኖም፡ ንመጠን ብዝሒ ዝተኸትቡ...
ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ዝረአ ዘሎ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ ብተኸታታሊ ንሻውዓይ ሰሙኑ ይቕጽል ከምዘሎን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ እቲ...