ኣብ ዱባይ ተዳልዩ ዘሎ 500 ቶን ዝበጽሕ ናይ ህጹጽ እዋን ሕክምናዊ ረዲኤት፡ ናብ ኣፍጋኒስታን ንክበጽሕ፡ ዓለማዊ ውድብ...
Year: 2021
ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት: 914 ሓደስቲ ብኮቪድ ዝተለኽፋ ሰባት ብምርካብ: ኣውስትራልያ: ሓድሽ ክብረወሰን ምምዝጋባ ተገሊጹ። እዚ ማለት:...
ኣብ ቦሮስ (Borås) እትርከብ ሆስፒታል ሶድራ ኤልቭስቦሪ፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና ብምውሳኹ፡ ናብ ናይ ሰራሕተኛታት ኣገባብ (Staff mode)...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 8600 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ከም ዝኾኑ ክምዝገቡ እንከለዉ ኣስታት 10 ሽሕ ድማ...
ዝሓለፈ ቀዳም: ሰብመዚ ማሌዥያ: ነታ ብዘይፍቓድ ኣብ ገማግም ማሌዥይ ዝዓሸገት መርከብ: ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዮማ ድሕሪ ምጽነሖም:...
ሓንቲ ኣፍጋኒስታናዊት ጓል ኣንስተይቲ: ካብታ ጣሊባን እተቖጻጸራ ኣፍጋኒስታን ናብ ጀርመን እናተጓዓዘት: ኣብ እዋን በረራ ሕማም ሕርሲ ከም...
79 ዝዕድሜኡ ኣመሪካዊ ፓስተር: ተጣባቒ ሲቪላዊ መሰላትን ፖለቲከኛን ጀሲ ጃክሰን ከምኡ’ውን 77 ዝዕድሜኣ በዓልቲ ቤቱ ጃክሊን ብኮሮና...
ሰባት፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል ናይ ምጉዕዓዝ መስርሕ፡ ብናህሪ ይሳለጥ ምህላዉ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ገሊጹ። ጉጅለ...
ኣብ ኣደራሽ ክታበት ኣማል (Åmål)፡ ብሰንኪ ዘጋጠመ ናይ ኤሌክትሪክ ምቁራጽ፡ 800 ብልቃጥ ክታበት ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ኮይኖም...