ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለምና ዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ገደብ ግዜ መምርሒታት መገሻ ከምዝተናወሐ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...
Year: 2021
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ሌና ሃለንግረን፡ ናይ ጡብ መንሽሮ ከምዘለዋን ሕክምና ክትጅምር ምዃናን...
ብሓድሽ ጅር ኮሮና፡ ደልታ E484Q፡ ዝተለኽፉ ዓሰርተ ሰባት፡ ብበዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ከምዝተለለዩን በዚ ድማ፡...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ብምውሳኹ፡ ብምሉአን ምምሕደራት ሽወደን፡ ኣብ ቀይሕ ዝርዝር ከም ዝኣተዋ፡ ኤውሮጳዊ በዓል መዚ ተመሓላለፍቲ ሕማማት...
ሩስያ: ዛጊት 500 ዝኾኑ ዜጋታት ቤላሩስ: ኪርጊስታን: ታጂኪስታን: ኡዝበኪስታን: ዩክሬንን ሩስያን ካብታ ብጣሊባን ተታሒዛ ዘላ ኣፍጋኒስታን ኣውጺኣ...
ሃገራት ወሽመጥን ኢራንን ዘለወን ወጥሪ ብምፍኳስ ኣብቲ ዞባ ሕውነታዊ ዝምድና ክፍጠረሉ ዝኽእል ኩነታት ንምስፋን: ኣብ ባቕዳድ ንኽጋብኣ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ: ጆ ባይደን: ዝመዘዛ ሽማግለ: ንመበቆል ቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምምርማር ኣብ ዝወጽኣቶ መግለጺ “ዛጊት ንፈልጦ የብልናን”...
ጣሊባን: ንኣፍጋኒስታን ድሕሪ ምቊጽጻሮም: ዓለማዊ ባንክ: ነታ ሃገር ዝገብሮ ዝነበረ ሓገዛት ምብታኹ ገሊጹ። ኣብታ ሃገር ዘሎ ኲነታት...
ካብ ወርሒ ሚያዝያ ናይ ዝሓለፈ ዓመት: ኒውዚላንድ: ንመጀመርያ ግዜ: ንኻልኣይ መዓልቲ: ብተኸታታሊ ዝዓበየ መጠን ኮቪድ-19 ምምዝጋባ ተገሊጹ።...
ንሃገረ ቻድ ብተረርቲ ኣእዳው ዝመርሐ ውልቀ መላኺ፡ ሑሴን ሃብሬ፡ ኣብ ሃገረ ሰኔጋል፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ከምዝሞተ...