በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፤ ንጉዳይ እቶም ኣብ ሽወደን ዑቕባ ሓቲቶም፤ መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምሓዞም፤ ናብ ሃገሮም ዝምለሱ...
Year: 2021
ናብ ሽወደን ንምእታው ዘገልግሉ ሕግታት፤ ንዓመታት ክቕጽሉ ተኽእሎታት ኣሎ ክብል ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳይ ተመሓላለፍቲ ሕማማት፤ ኣንደሽ...
ካብ ዝቕጽል ሰሙን ጀሚሩ፤ ወቕቲ ቀውዒ ቅድሚ እዋኑ ከምዝኣተወ ዝሕብር ኩነታት ኣየር፤ ክህሉ ከምዝኽእል ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን...
ብሪጣንያዊ ተጓሳጣይ ኣሚር ኻን ንማስክ ኣመልኪቱ ብዝተላዕለ ኣምባጓሮ: ንኣመሪካ ዝነበሮ በረራ ከም እተሰረዘ ተገሊጹ። 34 ዝዕድሜኡ ኣሚር...
ብመሰረት ጋዜጣ The Guardian: ናይ ቀትሪ ውዕሎና ከመይ ዓይነት ድቃስ ይወስደና ኣዝዩ ይውስን እዩ። ኣብ ግዳም ዲና...
ቀደም ዘመን ወድሰብ ብኮላሊቱ ይሓስብ ከም ዝነበረ ኢዩ ዚግመት ዝነበረ። ጸኒሑ ገለ ናይቲ ግዜ’ዚ ፈላስፋታት፡ ኣይፋልን፡ ወድሰብ...
“በቓ! ክሳብ መወዳእታ ዝገበርክዎ ቕልስ ክሰልጠኒ ስለ ዘይክኣለ፣ ኣብ መወዳእታ ሓይለይ ጸንቂቐ ዘፍ ስለ ዝበልኩ፣ እቲ ገባሪ...
ሰለስተ ቻይናውያን ጠፈርተኛታት: ኣብታ ሃገር ዝነውሐ ዝተባህለሉ ናይ ጠፈር ምብጻሕ ድሕሪ ምፍጻም: ናብ ምድሪ ተመሊሶም ኣለዉ። እዞም...
ብምድፋር ደቀንስትዮ ዝጥርጠር ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ: ኣብ ደቡባዊት ክልል ተላንጋና ኣብ ዝርከብ ኣረጊት መገዲ ባቡር: ሞይቱ...
ፕረዚደንት ኣልጀርያ ነበር: ዓብደልዓዚዝ ቡጠፍሊቃ: ንንውሕ ዝበለ ግዜ ሓሚሙ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 84 ዓመቱ ሎሚ ቀዳም...