Year: 2021
ኣብ ጥቓ ሆስፒታል ደቀንስትዮ ሊቨርፑል ሓደ ሰብኣይ ብነታጒ ድሕሪ ምሟቱ ሰለስተ ሰባት ብኣዋጅ ግብረሽበራ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዛዕባ ኲናት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ኬንያ ክኣቱ እዩ። “ንግዳዊ በረራ ከይተቛረጸ...
ወዲ መዋቲ ፕረዚደንት ሊብያ ነበር፡ ሙዓመር ቀዛፊ ዝኾነ፡ ሳይፍ ኣል ኢስላም፡ ኣብቲ ዝመጽእ ወርሒ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ...
ሰብ ሞያ ስነዂዕታ ግብጺ፡ ሓደ ኣገዳሲ ኣርኪኦሎጂያዊ ዳህሳስ ምፍጻሞም ገሊጾም ኣለዉ። ሓንቲ ካብተን ብፎርኦናት ተሃኒጻ ዝነበረትን ጸሓይ...
ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ተኸትቡ፡ ንዘጋጠሙ ኣሉታዊ ሳዕቤናት ብዝምልከት ዝቐረቡ ጥርዓናት፡ ድሕሪ ምጽራዮም፡ ሒደት ሰባት ጥራይ እቲ ዘቕረብዎ...
መጠን ገንዘባዊ ዝቕባበ፡ ኣብ ወርሒ መስከረም 2.8% ከምዝነበረን ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ድማ 3.1% ከምዝበጽሐ ማዕከን CPIF ክሕብር...
ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ከም ዝመርሐ ዝንገረሉ ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ንባዕሉ መራሒ ዝገብር ሓድሽ ቆንስል መሪሕነት ኣቚሙ’ሎ።...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኣህጒር ኣፍሪቃ ኣብ ዝገብሮ ዑደት፡ ንሃገራት ኬንያ፥...