ደቀንስትዮ ኣብ ድራማ ተሌቪዥን ከይቀርባ መንግስቲ ጣሊባን ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊ ከልኪሉ’ሎ። ብዘይካዚ ደቀንስትዮ ጋዜጠኛታትን ኣቕረብቲን ተሌቪዥን እታ...
Year: 2021
ቻይናዊት ተጻዋቲት ተኒስ: ፔንግ ሹዋይ: ትማል ሰንበት ኣብ ዝለኣኸቶ ናይ ቪድዮ ሓበሬታ: ኣብ ጽቡቕ ኲነታት ምህላዋ ምግላጻ:...
እቲ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ ምስ ወጣኒ እቲ ዕልዋ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፡ ዓብደልፋታሕ...
መንግስቲ ኬንያ፡ ጸረ ኮቪድ-19 ክትባት ዘይወሰዱ ሰባት፡ መንግስታዊ ኣገልግሎት ንኸይረኽቡ ዝእገድ ሓደ መምርሒ ከተመሓላልፍ ውጥን ከም ዘለዋ...
ኣብ ከተማ ዋውከሻ፡ ምዕራብ ሚልዋኪ፡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 4:40 ድ.ቀ.፡ ሓደ በዓል SUV ዝዓይነታ መኪና፡ ናብቶም ክሪስማስ...
ጃፓናዊ ቢልዮነር፡ ዩሳኩ መይዛዋ፡ ነቲ ንዕለት 8 ታሕሳስ፡ ናብ ዓለምለኻዊ መደበር ጠፈር፡ ከካይዶ ወጢኑ ዘሎ ጉዕዞ ንምትግባር...
ሰብ ስልጣን ስጳኛ፡ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ፡ ብሕማም ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሆላንዳውያን ጉጅለ በጻሕቲ ንምርካብ ይፍትን ኣብ ዘለወሉ እዋን፡...
ዳጌንስ ኒሄተር ከምዝጸብጸቦ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር፡ ብሞፔድ ዝንቃሳቐሱ ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ዩኒፎርም ዝተኸድኑ ኣባላት ፖሊስ፡ ኣብ ኩሉ...
ብሰንኪ ኣብ ዝዓበየ ክፋል ስካንደናቪያ ተፈጢሩ ዘሎ ትሑት መጠን ጸቕጢ፡ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን፡ በረድን ህቦብላን ከጋጥም...
“ንነብሰይ ከም መማቕርቲ ሽወደን’የ ዝቖጽራ፡ ኣብ ስቶኮሎም ከማይ ትጽብቅ ሓበሻ ዘላ ኮይኑ ኣይስምዓንን! እንታይ እሞ—” ጌና ዕላላ...