ሎሚ ሓሙስ፡ ኣብ ካልማር፡ ኦስተርዮትላንድ፡ ሶደርማንላንድን ስቶክሆሎምን ልዑል መጠን በረድ ክወርድ ምዃኑን ኣብ ስቶክሆሎም ድማ እቲ ኩምራ...
Year: 2021
ልዕሊ 14 ዓመት ዝዕድሜኦምን ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ድኳናት፡ ኣብያተ መድሃኒትን ሆስፒታላትን ዝጥቀሙ ኩሎም ኣብ ክንዲ እቲ ንቡር...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን፡ ብሰንኪ ኣብቲ ሓተቲ ዑቕባ ዝነብሩሉ ኣባይቲ ብዝወረደ ዕንወት፡ ናይ ሓደ ቢልዮን ክሮና ካሕሳ ክኸፍል...
ዳይሬክተር ኢሚግሬሽን፡ ሚካኤል ረፒንቪክ፡ ነቲ ናይ መንበሪን ዜግነትን ፍቓድ ንምርካብ ዝወስድ መጠን ግዜ ብዝምልከት፡ ኣብ ልዕሊ ቤት...
ብሰንኪ ኣብ መፍረ ደርሁ ሞንስተሮስ (Mönsterås) ዘጋጠመ መልከፍቲ ኢንፍሉዌንዛ ኣዕዋፍ፡ ኣስታት 1.3 ሚልዮን ደርሁ ክቕተላ ምዃነን ድሕሪ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ኣብ ሰሜን ስቶክሆልም፡ ሶልና፡ ዝርከብ መቓብር፡ 400 እምነ-መቓብር ከም እተራሰየ ጋዜጣ ዳገንስ ኒሄተር ሓቢሩ።...
ሃገረ ፊንላንድ፡ ለበዳ ኮሮና ንምቁጽጻር፡ ካብ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ተግባር ዝወዓለ፡ ሓድሽ ሕጊ ከምዘተኣታተወት ገሊጻ። እዚ...
ኣብ ዓመተ 2019፡ መጠን ብዝሒ፡ ትሑት ቁጠባዊ ዓቕሚ ዘለዎም ሽወደናውያን (ድኻታት)፡ ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ምብጽሑ ማዕከን ዜና...
ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣብ ሽወደን፡ መጠን ሃልኪ ጸረ-ነፍሳት (antibiotik) ብ 17% ከምዝቐነሰ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን...