ጓል 28 ዓመት ነፍሰ ጾር ብዘስካሕክሕ ጭካኔ ዝቐተለ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ወንጀለኛ 20 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እዚ መቕተልቲ...
Year: 2021
ኣብ ሩስያ ፍሉይ ድሙቕ ሕብሪ ዘለዎም ዋና ኣልቦ ኣኻልብ ኣቓልቦ ይስሕቡ ምህላዎም ተገሊጹ። እዞም ኣኻልብ ኣማኢት ኪሎ...
ሓንቲ ተቐማጢት ኣላስካ ኣብ ዓይኒ ምድሪ እናሃለወት ብድቢ ከም እተጠቕዐት ገሊጻ። ሻኖን ስቲቨንስ ኣብ ቀላይ ቺልካት ዝርከብ...
ብመሰረት ጸብጻባት መራኸቢ ብዙሃን ኣመሪካ ኪም ካርዳሽያን ንበዓል ቤታ ደራፋይ ራፕ ካይኔ ዌስት ንምፍታሕ ክሲ ኣቕሪባ ኣላ።...
ኣብ ዓመተ 2021፡ ሃገረ ሽወደን፡ ካብቶም ብመንገዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመጹ ስደተኛታት፡ ካብቲ ዝግባኣ ኮታ ብግዝያውነት ወሲኻ፡...
ኣልጀርያዊ ቤት ፍርዲ፡ ንፈረንሳዊ ሓዃራይ ጨውዩ ንዝሰየፈ ሰብ፡ ብሞት ክቕጻዕ ወሲኑ። 55 ዝዕድሜኡ ሃርቬ ጉርዴል፡ ኣብ ሃገራዊ...
ኩባንያ SJ፡ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላዉ፡ ኣብ ማልመ፡ ዮቶቦሪን ስቶክሆሎምን ዝርከባ መደበራት ኣገልግሎት ካብ 1 /...
ኣብ 1970ታት፡ ስቴላ ኛንዚ፡ ህጻን እናሃለወት ንሳን ወለዳን ካብ ኢዲ ኣሚን ኣምሊጦም ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት...