Year: 2021
ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ብቫክዘቭርያ ዝብል መለለይ ስም ከምተዋህቦ፡ እቲ ኩባንያ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና...
ኣየርላንዳውያን ማናቱ ደረፍቲ ጀድዎርድ፡ ንዝኽሪ መዋቲት ወላዲቶም ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት፡ ጸጒሮም ንሓገዝ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ክውዕል ላጽዮም...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፡ 79 ሰባት፡ ናብ ሆስፒታል ብምእታዎም፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ ብናህሪ ይውስኽ ከምዘሎ በዓል መዚ...
ውሩይ ኣመሪካዊ ጸሓፊ ፊልምን ደራሲ ዓበይቲ ልበወለዳትን፡ ላሪ ማክሙርትሪ፡ ኣብ መበል 86 ዓመቱ ትማሊ ቀዳም ዓሪፉ። ላሪ፡...
ሳራ ኦባማ፡ እነሓጎኡ ንፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር፡ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ሆስፒታል ክእለያ ድሕሪ ምጽናሕ ከም ዝዓረፋ ዜናታት ውሽጢ...
መንግስቲ ሱዳንን ብዓብዱልዓዚዝ ኣልሒሉ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጒጅለ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ሱዳን–ሰሜንን ሓደ ካብተን ምስቲ ኣብ 2019...
ሎሚ ሰኑይ፡ ናይ ንግሆ፡ ኣብ ፋሽታ፡ ስቶክሆሎም፡ ዝርከቡ 3000 ዝኾኑ ህንጻታት፡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከም ዘቋረጸን ናይዚ ምቁራጽ...
እዚ ብኣባላት ጸጥታ ኩርዲ፡ ዝተጀመረ ስርሒት፡ ነቲ ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት፡ ኣልሆል፡ ህይወት ዓሰርተታት ሰባት ዝቐዘፈ መጥቃዕቲ ድሕሪ...
ኣብ ሓደ ኣብ ማእከል ስቶክሆሎም ዝርከብ ናይ ንብረት ትካል፡ ነትጒ ብምግጣሙ፡ ፖሊስ ኣብ ከባቢ ሰዓት 8:20 ቅ.ቐ....