ሃገረ ቤልጁም፡ ካብ ዕለት 08 ግንቦት ጀሚራ፡ ነቶም ካብ ዕለት 19 ጥቅምቲ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ናይ ደገ ኣገልግሎት...
Year: 2021
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ጠቕሊላ ከምዘቋረጸትን እቲ ዘይተጠቀመትሉ ብልቃጥ ክታበት ድማ ክትጉሕፎ ምዃና...
ሩስያዊ ጠፈርተኛ፡ ዩር ጋጋሪን፡ ቅድሚ 60 ዓመታት ንፈለማ እዋን ናብ ጠፈር እተጓዕዘ ሰብ እዩ። ንስለ ክብሩ፡ ብህይወቱ...
ሃገረ ሽወደን፡ ነቲ ብኩባንያ ጆንሶን ዝፈሪ ክታበት ኮቪድ-19፡ ቅድሚ ናብ ሃገራ ምእታዉ፡ ካብ ጥቕሚ ደው ከተብሎ ምዃና...
ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ካብ 01 ሓምለ ጀሚሩ፡ ንመስርሕ መገሻ ንምቅላል፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ኣብ ግብሪ ከውዕል ምዃኑ ኣፍሊጡ።...
ፕረሲደንት ቡርኪናፋሶ ነበር፡ ብሌይዝ ካምፓኦረ፡ ብቕትለት ቶማስ ሳንካራ ናብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ ክብል ን ወተሃደራዊ...
ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ሽወደን፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት፡ ስራሕ ክረኽቡ ንኽኽእሉ ምእንቲ፡ ሽወደናዊ ህዝባዊ ኣገልግሎት ስራሕ (ኣርቤትስፎርሜድሊንየን)፡...
ዜጋታት ደቡብ ሱዳን፡ ንኽኽተቡ ንምትብባዕ ብምባል፡ ፕረሲደንት ሳልቫ ኬር ጸረ ኮሮና ክትባት ከም ዝወሰደ ተገሊጹ። ደቡብ ሱዳን...