ፕረዚደንት ኬንያ፡ ኡሁሩ ኬንያታ፡ ኣብ እዋን ሕላፍ ሰዓት፡ ሓድሽ ፕሮጀክት ሆስፒታል ብምምራቑ፡ ካብ ኬንያውያን ከቢድ ነቐፌታ ይወርዶ...
Year: 2021
ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚራ፡ ሃገረ ዚምባብዌ፡ ዝለዓለ ዋጋ ዘለዎ ዝተባህለሉ ናይ 50 ዚምባብዌ ዶላር ገንዘብ ክተሕትም ምዃና...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ትማል ሰሉስ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብስልኪ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ቅልውላው ትግራይ፡...
ጉዳይ ስደተኛታት፡ ከቢድ ሓላፍነት ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ብዙሕ ሽግራት ዝፈጥር እዩ ክብል ሓላፊ ሰልፊ ሞደራትና፡ ኡልፍ ክሪስተርሾን፡...
ናብ ሎሚ ረቡዕ ዘውግሕ እዋን፡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 1፡00 በቆጻጽራ እቲ ከባቢ፡ ፕረዚደንት ሃገረ ሃይቲ፡ ጆቬነል ሞይሰ፡...
ሎሚ ሮቡዕ፡ ከባቢ ሰዓት 4 ወጋሕታ፡ ኣብ ኒሾፒን እትርከብ ቤት ትምህርቲ ቪትራ ኩንግስሃገን ሓደጋ ባርዕ ከምዘጋጠመ ማዕከን...
ካብ ገምገም ባሕሪ ቱኒዝያ፡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፡ ጽዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ድሕሪ ምጥሓላ፡ 43 ተጓዓዝቲ ከምዝጠለቑ ማሕበር...
ኣብ ሽወደን፡ ድሕሪ እቲ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ብዝበዝሑ ኣባላት ባይቶ እምነት ስኢኑ ዝወደቐ ልፍንታዊ መንግስቲ ሽወደን ስዒቡ፡...
ሰራዊት ትግራይ፡ ዝበዝሓ ከተማታቱ ተቖጻጺሩ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ነቲ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሰፊሩ ዘሎ ሚሊሻ ኣምሓራ ንምጥቃዕ፡...
ብሰንኪ ብሰርሰርቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሳይበር፡ ካብ ዓርቢ ምሸት ጀሚሩ ክሳብ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዝነበረ ግዜ፡ ኣስታት 800...