ማእሰርቲ ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር፡ ጀኮብ ዙማ፡ ምኽንያት ብምግባር ብደገፍቱ ብዝተላዕለ ዕግርግር፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከም ዝሞቱ...
Year: 2021
ኣብ ካቦ ዴላሆ ፕሮቪዞ ዘለዉ ሶቪላውያን ንምክልኻልን ጸጥታ ንምስፋንን፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ንሞዛምቢክ ዝገብሮ ወተሃደራዊ ስልጠና ንምቕጻልን ክልተኣዊ...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ንሳልሳይ ስሙኑ ብዘይለውጢ ኣብ 7.9% ጸኒዑ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና...
ኢትዮጵያን ሩስያን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ከም እተሰማምዓ ንመንግስታዊ መደብር ዜና ኢትዮጵያ ፋና ብምጥቃስ ቢቢሲ ጸብጺቡ። እዚ ስምምዕ...
መንግስቲ ሽውደን፡ ምስ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ ብምዝማድ፡ ኣንቢርዎም ዝጸንሐ ቀይድታት ኮሮና፡ ንኸፍኩሶም ወሲኑ ኣሎ ክብል ማዕከን ዜና...
ኣብ ውሱናት ክፋላት ናይ ኤውሮጳ፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና እናዛየደ ይመጽእ ብምህላዉ፡ ነፍሲ ወከፍ ገይሹ ጸኒሑ ናብ ሽወደን...
መንግስቲ እስራኤል፡ ነቲ ብኣህጉራዊ ስምምዕ ዝጸደቐ፡ ካብ ኣታዊታት ቀረጽ እታ ሃገር ተኣኪቡ ንፍሌስጤም ዝዋሃብ ዝነበረ ብስም “ገንዘብ...
ኣብ ምዕራብ ኣመሪካ፡ ኣብ ብርክት ዝበለ ቦታታት፡ ብሰንኪ ልዑል መጠን ሙቐትን ነቕጽን ሓያል ባርዕ ከም እተኸስተ ተገሊጺ።...
ብሕማም መንሽሮ ዝተጠቕዐ፡ ነባሪ ሄልሲንግላንድ (Hälsingland) ዝኾነ ሰብኣይ፡ ካብታ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝረኽበላ ዝነበረ ማእከል ጥዕና፡ ንዓመታት፡ ጌጋ...