ብምኽንያት በዓል ልደት ዝካየዱ ጒዕዞታት: ንለበዳ ኦሚክሮን ክንህር ከም ዝገብር ሓደ ላዕለዋይ ክኢላ ተላባዕቲ ሕማማት ኣተሓሳሲቡ። እዚ...
Year: 2021
ኣብ መላእ ዓለምና ብፍጥነት ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ኦሚክሮን ምኽንያት ብምግባር ሰባት ናይ በዓል መደባቶም ክስርዙ ከም ዝግባእ...
ኣብ ወርሒ ሓምለ ናይዚ ዓመት: ሰራዊት ምያንማር: ኣብታ ሃገር: ጃምላዊ መቕተልቲ ሲቪላውያን ብምክያድ ብውሕዱ 40 ሰባት ከም...
ኣብ ኢንሾፒን ዝነብር ኣብ ክሊ ዕድመ 20ታት ዝርከብ ሰብ ኣብ ወርሒ መስከረም ሓደ ለይቲ፡ ካብ ድቃሱ ኣብ...
ኣብ መወዳእታ ናይ ወርሒ ሕዳር ኣብ ቤት፡ ማእሰርቲ ቲድሆልም እሱራት በቲ ዝወሃቦም ዝነበረ ትሕዝቶ መግብን ዝተገብረ ምቕያር...
ባይቶ ኦስትሪያ፡ ብሓገዝ ንዝግበር ርእሰ ቕትለት ብዝምልከት ንሕጋዊነቱ ኣፍልጦ ሂባ። እዚ ዕላዊ ዝተገብረ፡ ብወርሒ ታሕሳስ እቲ ናይ...
ሽወደናውያን ተመራመርቲ: ናይ ፕሮስቴት መንሽሮ መድሓኒት ተጠቂሞም ንሕሙማት ናይ ኮቪድ-19 ክሕክሙ ተስፋ ዝነበሮም እኳ እንተኾነ፡ ሕጂ ክርአ...
ሓደ ኣብ ዮቶበሪ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ: ምስ ሃገራዊ ጥዕና ትካል ሽወደን ብምዃን ብሓባር ብዝገበሩዎ መጽናዕቲ መሰረት፡ ኣብ ኣካል...
“እንድዒ ጓለይ እዚ ቅልጥፍ ኢልካ ትገብሮ ነገራት፡ መወዳእታኡ ሳዕቤን ኣለዎ። ንስኺ ድማ ክትጥቀቒ ኣለኪ” ዕትብ ኢላ ተዛረበታ።...
ኣብታ ዝዓበየት ከተማ ቱርኪ ዝኾነት ኢስታምቡል፡ ኣብ ገዛ ዝተሰርሐ ኣልኮላዊ መስተ ድሕሪ ምስታዮም፡ ብውሑዱ 22 ሰባት ክሞቱ...