ድሕሪ ኣስታት ሓደ ወርሒ ኣብ እንጽንብላ ሓዳስ ዓመት፡ ኒውዚላንድ ንዝተኸትቡ በጻሕቲ ናብ ሃገራ ክኣትዉ ከም እትፈቅድ ዕላዊ...
Month: November 2021
ተርእዮ ሓድሽ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ኣብ ብዙሓት ቦታታት – ካብዚ ስዒቦም ነቶም ኣብ እዋን በዓላት ልደት ክገሹ...
ኣብ ምዕራብ ቡልጋርያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣውቶቡስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ፡ ብውሕዱ 45 ሰባት ከም ዝሞቱ ተገሊጹ ክብል...
ዓመት ዝወሰደ ኲናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣፍደገ ኣዲስ ኣበባ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣብይ ኣሕመድ፡...
ቻንስለር ሃገረ ኦስትርያ፡ ኣሌክሳንደር ሻለንበርግ፡ ን ቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ክታበት ኮቪድ 19 ምውሳድ እንተደሊኻ እትገድፎ ዘይኮነ...
ኣብ ከተማ ሂልትብሩክ (Hyltebruk)፡ ምምሕዳር ሃላንድ፡ እትርከብ ቤት ትምህርቲ፡ ኣብ መንጎ ተማሃሮ ብዝተራእየ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ክሳብ ጽባሕ...
ኣብ ሓንቲ ኡፐርናቪክ ዝተባህለት ግሪንላንዳዊት ከተማ፡ ሓደ ሽማግለ፡ ብሕማም ኮቪድ-19 ዘስዓቦ ጥዕናዊ ሕልኽላኻት ከምዝሞተን፡ እዚ ድማ፡ ብሰንኪ...
ብቐዳም፡ ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ 420 ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ዘጋጠሞም ሓደገኛ ኩነታት ባሕሪ ናይ ርድኡና...
ደቀንስትዮ ኣብ ድራማ ተሌቪዥን ከይቀርባ መንግስቲ ጣሊባን ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊ ከልኪሉ’ሎ። ብዘይካዚ ደቀንስትዮ ጋዜጠኛታትን ኣቕረብቲን ተሌቪዥን እታ...