Day: November 13, 2021
ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ከም ዝመርሐ ዝንገረሉ ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ንባዕሉ መራሒ ዝገብር ሓድሽ ቆንስል መሪሕነት ኣቚሙ’ሎ።...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኣህጒር ኣፍሪቃ ኣብ ዝገብሮ ዑደት፡ ንሃገራት ኬንያ፥...
እዚ ዘሎ ውግእ ሕድሕድ፡ ኣዝዩ ሕማቕ ጽልዋታት ክህልዎ ይኽእል እዩ ክብል፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ሓደ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ...
ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ምያንማር፡ ንኣመሪካዊ ጋዜጠኛ፡ ን 11 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። እዚ ፌንስተር ዝተባህለ ኣሜሪካዊ፡ ሕጊ ኢሚግሬሽን...
ኣስታት 1000 ስደተኛታት፡ ንመትረብ እንግሊዝ ብጃልባ ብምስንጣቕ፡ ናብ ብሪጣንያ ምእታዎም ይግለጽ ኣሎ። እዞም ስደተኛታት ካብ ንፋስን ማዕበልን...
ህንዲ፡ ብለበዳ ኮሮና ብኸቢድ ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት እኳ እንተኾነት፡ ዓመታዊ ብተኸተልቲ ሃይማኖት ሂንዱ ዝጽንበል ፈስቲቫል ብርሃናት (ዲዋሊ)...
ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል፡ ማላላ ዩሱፍዛይ፡ ምስ መጻምዳ ብእስላማዊ ስርዓተ መውስቦ ኣብ በርሞንግሃም ቃል ኪዳን ምእሳራ ተፈሊጡ። ጓል...
ኣብ ፓሪስ፡ ንሚርዬል ኖል፡ ዝተባህለት ሽማግለ ሰበይቲ ዝቐተለ ሰብኣይ፡ ንሕልፈት ተፈሪዱ። ወዲ 32 ዓመት፡ ያሲን ሚሑብ፡ ኣብ...
ኣብ 17/18 ክፍለዘመን ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ: መለኮታዊ መሰል ነገስታት (Divine right theory) ዚብል ኣብ ሃይማኖት እተመርኮሰ ሓሳብ...