ህቡብ ተዋሳኣይ ፊልም ሆሊዉድ፡ ጆርጅ ክሉኒ፡ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን፡ ስእልታት ናይ ደቁ፡ ካብ ምልጣፍ ክቚጠቡ ተማሕጺኑ። ብፍላይ...
Day: November 6, 2021
ህቡብ ተላሃያይን ጋዜጠኛ ተሌቪዥንን፡ ሊዮኔል ብሌር፡ ኣብ መበል 92 ዕድሜኡ ዓሪፉ ክብል ኣካየዲ ስርሑ ሓቢሩ። ን80 ዓመታት...
ሲቲን ቡል ኣብ መበል 19 ክፍለዘመን ን ደቀባት ኣመሪካውያን (ሬድ ኢንድያንስ) ዝመርሐ ሃምበል ተዋጋኣይ እዩ። ተመራመርቲ ነቲ...
ካብ ዕለት 18 ታሕሳስ 2020፡ ኣብ ጀርመን፡ ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ፡ ዝለዓለ መጠን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ዝተመዝገበሉ...
ገሊኦም ማዕከን ዘርኢ (gene) ንምድኻም ሳንቡእን ብኮቪድ ዝስዕብ ሞትን ተነቀፍቲ ምዃኖም ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ኦክስፎርድ ኣፍሊጦም። 60% ካብ...
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ነቶም ዘልዓለቶም መምርሒታት ኮቪድ-19 ከም እንደገና ከተተኣታትዎም ከም ዝግባእ፡ ኣማኻሪ በዓል መዚ ጥዕና እታ ሃገር...
ኣብ መራኸቢ ብዙሃን፡ ብዙሕ ኣቓልቦ ዝረኸበ ዋና ኣልቦ ኸልቢ፡ ብጨረታ፡ ብ25 ሽሕ ዶላር ተሸይጡ። እዚ ደንደን ዝስሙ...
ኢንዶኔዥያ፡ ንኣገባብ ናይቲ ምብራስ ኣግራብ፡ ኣብ 2030 ደው ንኽብል ዝተኣትወ ኣህጒራዊ ውዕል፡ ድሕሪ ምንቃፍ፡ በዚ ውዕል ከም...
ንምዃኑ ወድሰብ: መሰል ዚብሃል ኣምር ካበይ ዘምጽኦ እዩ? ኣለዎ ድዩኸ? መን ዝሃቦ? ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ በረኻታትን ጫካታትን...