Month: September 2021
ጸረ ኮቪድ-19 ዘይተኸትቡ ሰባት: እንድሕሪ ኣድላዪ ኮይኑ ናብ መወሸቢ ክኣትዉ ተጌሮም ደሞዞም ኣይክከሓሱን እዮም ክትብል ጀርመን ኣፍሊጣ’ላ።...
ክሳብ ምዝዛም እዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት: ክልተ ቢልዮን ብልቃጥ ክታበት: ንድኻታት ሃገራት ክዕደል: ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል: ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ።...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ነበር: ዶናልድ ትራምፕ: ንጋዜጣ New York Times ንጓል ሓዉ ዝኾነት ጸሓፊትን ተመራማሪት ስነኣእምሮ: ሜሪ ትራምፕ:...
ኣብ ዝምድና ኣመሪካን ፈረንሳን ተኸሲቱ ዝነበረ ወጥሪ እናፎኸሰ ምምጽኡን ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣምባሳደር ፈረንሳ ናብ ዋሺንተን ክምለስ...
ኣሜሪካ፡ ንድኻታት ሃገራት ዝኸውን፡ ተወሳኺ 500 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ፋይዘር፡ ሓገዝ ክትህብ መደብ ከምዘለዋ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡...
ኣብ ኦቨርካሊክስ (Överkalix) ዝርከብ እንዳ መናበይ ኣረጋውያን ዝቕመጡ ዝነበሩ ሸሞንተ ሰባት፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዘስዓቦ ጥዕናዊ ጸገማት፡...
እቶም ኣብ ጎደናታት፡ ተረፍ ሽጋራን ካልእ ዓይነት ጓሓፍን ዝድርብዩ ሰባት፡ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ክብየነሎም ዝብል ብመንግስቲ ንዝቐረበ እማመ፡...
ኣብ ምምሕዳር ስኮነ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና እናኣንቆልቀለ ይመጽእ ከምዘሎን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተራእየ መልከፍቲ ኮቪድ ምስቲ ኣብ...
ኣብ እዋን ለበዳ ክስራሓሎም ዝጸንሑ ናይ ካሕሳ ሕጋጋት፡ ካብ ዕለት 1 ጥቅምቲ ከብቅዑ ምዃኖም ቤት ጽሕፈት ፎርሸክሪንስካሳን...