“የሕዋት’ከ ኣይነበርኹን ድዮም?” ክሳብ ሕጂ የሕዋታ ዘይምጥቓሳ እናገረመኒ ተወከስክዋ። “ነቲ እዋን ክዝክር ከለኹ፣ ኩሉ እንድዩ ፋሕ ፋሕ...
Month: September 2021
ዳኛ ኪብሃል ከሎ መቸም ጥዑይ ስም ኪህሉዎ ኣይክእልን። ኣብ ዓለምና ምስ እንርኢ፡ ጉቦ ዚብሃል ቃል ኪፍጠር ዝኸኣለ፡...
ኣብ ቡርኪና ፋሶ፡ ሽዱሽተ ዘይሕጋውያን ዓደንቲ: ናብ ጎዳጒዲ መዐደኒ ወርቂ ድሕሪ ምእታዎም፤ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ምፍራስ ናይቲ ጉድጓድ:...
ኣብ 2006: ፕሉቶ: ካብ ዝርዝር ፕላቴትነት ወጺኣ “ድንኪ ፕላኔት” ክትበሃል ካብ ዝውሰን ንደሓር: ቊጽሪ ፕላኔታት ጸሓያዊ ስርዓት...
ህቡን ህንዳዊ ተዋሳኣይ ቦሊዉድ: ነስረዲን ሻህ: ንምምላስ ጣሊባን ናብ ከተማ ካቡል ኣመልኪቶም ንዝደገፉ ህንዳውያን ኣስላም ብትሪ ነቒፉ።...
ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ቨኒስ እተአኽቡ ኣፍቀርቲ ሲነማ: ነታ ብፔድሮ ኣልሞዶቫር እተኣልየት Parallel Mothers ዘርእስታ ፊልም: እተገብረላ መእተዊ...
ሽወደናዊ ጒጅለ ሙዚቃ: ABBA: ሓዳሽ ደርፊ ሒዞም ተቐልቂሎም ኣለዉ። እዞም ብ Mama Mia! Here we go again.....
ስርቂ እቲ ፈላሚ ናይ ወድሰብ ሞያ እዩ እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን። ግን ጎነጽን ቅትለትን ማእሰርትን ስለ ዘበዝሖ፡...
መንግስቲ ፖላንድ፤ ኣብ ክልተ ምስ ዶብ ቤላሩስ ዘዳውብዋ ከባቢታት፤ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ንኸተኣታቱ ንፕረዚደንት እታ ሃገር...