ካብ ሰልፊ ዕዮ ስኾነ Jonas Gahr Støre ዝቅጽል ቀዳማይ ሚኒስተር ኖርዌይ ክኸውን እዩ። ምርጫ ድሕሪ ምዕዋቱ እዚ...
Month: September 2021
ኣብ ደሴታት ግሪኽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ነፋሪት ክልተ ሰባት ከም ዝሞቱን ሓደ ካብዚኣቶም ኣብ ጒዳይ ክሲ ናታንያሁ ምስክር...
ብዝሒ ተቐማጦ ከተማ ማልመ፡ ልዕሊ 350 ሽሕ ሰባት ብምብጽሑ፡ እቲ መጠን ወሰኽ፡ ምስ ናይ ዮቶቦሪን ስቶክሆልምን ክነጻጸር...
መጠን ብዝሒ ናይቶም ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሽወደናውያን፡ ኣስታት 1.14 ሚልዮን ከምዝበጽሐን ካብዚኣቶም፡ 14729 ሰባት፡ ብሰንኪ እዚ ሕማም ዘስዓቦ...
ብርክት ዝበሉ ብሕማም ኮቪድ-19 ዝተጠቕዑን ኣብ ሆስፒታል ስኮነ ሕክምናዊ ምክትታል ዝግበረሎም ዘሎ ሰባት፡ ብዛዕባ ክታበት እኹል ዝኾነ...
ምምሕዳር ካልማር፡ ተወሰኽቲ ሰባት ጸረ ኮቪድ-19 ንክኽተቡ ብምባል፡ ናብቶም ዘይተኸትቡ ሰባት፡ ቀጥታዊ መልእኽቲ (ደብዳቤ) ከምዝጸሓፈ ገሊጹ ክብል...
ኣህጒራዊ ማሕበረሰብ ኣፍጋኒስታን ንምርዳእ ሓገዙ ከወፊ ዋና ጸሓፊ UN ኣንቶንዮ ጉተረዝ ጸዊዑ። ኣብታ ሃገር መጠን ድኽነት ምውሳኹን...
ብምኽንያት ለበዳ: ካርድ ምርጫ ዝቖጽሩ ዘለዉ ሰባት ኣብ መንጎ ሕድሕዶም ርሕቀቶም ክሕልዉን ኣድላዪ ዘበለ ጥንቃቐ ክገብሩን ኣለዎም።...
ሰሜን ኮርያ: ብምኽንያት መበል 73 ልደት እታ ሃገር: ፈተነ ነዊሕ ርሕቀት ዝኸይድ ሚሳይል ምክያዳ KCNA ዝተባህለ መንግስታዊ...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ብሪጣንያ: መንግስታት ኣርባዕተ ሃገራት: ካብ 12-15 ንዝዕድሜኦም ቆልዑ ቀዳማይ ዶዝ ጸረ ኮሮና ንኽወስዱ ለበዋ...