ኣሊሳ ተፕልጃኮቫ ዝተባህለት ጓል ትሽዓተ ዓመት ህጻን፡ ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ መምዘኒ ስለዝረኸበት፡ ናብ ዩኒቨርስቲ ሞስኮ ኣትያ ክብል...
Month: August 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ኣብ ዝቕጽል ወቕቲ ቀውዒ፡ ካብ መዝነቱ ክሰናበት ምዃኑ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና...
ሽወደናዊትን ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፡ ፍሉያት ሓይልታት ሽወደን ሒዛ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል ዓሊባ ክብል ማዕከን ዜና...
ቅድሚ 75 ዓመታት እተፈነወት ፊልም The Big Sleep ንምርዳኡ ዘጸግም ትልሚ ዘለዋ ብዝብል እኳ ትፍለጥ እንተኾነት እዚ...
ምስ ስርቂ ቅብኣ እተተሓሓዙ ገበናት ኣብ ዝገርገሩሉ እዋን: ደሃይ ናይታ Salvatore Mundi (መድሓኒ ዓለም) ዝተሰምየት ቅብኣ ሊዮናርዶ...
ኬንያ: ኣብ ዓለምና ዝሰፍሐ ምዃኑ እተነግረሉ ምቚጻር እንስሳ ዘገዳም ከም ዘሳለጠት ተገሊጹ። ኣብ ኬንያ: ዓሌቶም ኣብ ሓደጋ...
ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኣመሪካዊት ቁሸት፡ ሓደ ካህን ኣብቲ ህጻናት ዚሳተፉሉ ናይ ሰንበት ትምህርቲ፡ ነቶም ህጻናት ነቲ ናይ...
ኣብ ዓመተ 1979 ብባህርያዊ ሓደጋ ካብ ገጽ ምድሪ: ዝጠፍአት ከተማ ፖምፔይ: ዕሙር ባህላዊ ህይወት ከም ዝነበራ ዝምስክር...
ካብ ሆላንድ ዝመጹ ቱሪስት (በጻሕቲ) ኣብ እምባታት Grövelsjö ኣብ ትሕቲ ጭራሕ ኣእማን ሓንቲ ጥርሙዝ ኣብ ውሽጣ ኸኣ...
ጨቓዊት መንካዕ: ልክዕ ከም ዕሸል ሰብ ዝመስል ቋንቋ ከም ዝጥቀማ: ኣብ ሃገረ ኮስታሪካ ኣብ ልዕሊ ሰፈር መንካዕ...