ዜጋታት ሆንግ ኮንግ፡ ኣብ ኣመሪካ ዝተናውሐ (ናይ ዓመትን መንፈቕን) ፍቓድ መንበሪ ክወሃቦም እዩ ዝብል ፕረዚደንታዊ ውሳኔ ከምዝተመሓላለፈ፡...
Day: August 12, 2021
ኣብ ግሪኽ፡ ብርክት ዝበሉ ጫካታትን መሬትን ብባርዕ ኣብ ዝቃጸለሉ ዘሎ እዋን ኣብ ደሴት ኤቪያ ዘሎ ኲነታት ክመሓየሽ...
ኣብ ህንዲ፡ ክልል ሂማሻል ፕራደሽ፡ ብዘጋጠመ ምንሽርታት ምድሪን ምውዳቕ መንደራጋሕን፡ ብውሕዱ፡ ክልተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ ዓሰርተታት ዝኾኑ...
ኣብ ሊብያ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ሕድሕድ፡ ሓደ ዛጊት ብዙሕ ዘይተፈልጠ ዕሱብ ጒጅለ ሩስያ፡ ዝነበሮ መጠን ምትእትታው ከም...
ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ኖርወይ ይውስኽ ምህላዉን ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ኣስታት 666 ሰባት ብኮሮና ምልካፎምን እዚ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ኣሜሪካዊ ኩባንያ ክታበት ኖቫቫክስ፡ ናይ ቅድመ ዕድጊ ስምምዕ ከምዝፈረመ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...
ቅድሚ ክልተ ሳምንታት ኣቢሉ፡ ኣስታት 500 ሰባት ዝተሳተፍዎ ሕርሻዊ ፈስቲቫል፡ ኣብ ቮርምላንድ፡ ተኻይዱ ምንባሩ ይዝከር። ካብቶም ኣብቲ...
ኣብ ሓደ ገጠር፡ ባይሩ እተባህለ ተቐማጢ፡ ጋሕጋሕ ምድሪ ናብ እንዳ ተኽሊት እተባህለ ዓርኩ ከይዱ ማዕጾ ይኵሕኵሕ። ...