18 ዝዕድሜአን ኮኾብ ተቐዳደምቲ ጒያ 400 ሜትሮ ናሚብያውያ ክሪስቶን ንቦማን፡ ብያትሪስ ማስሊንጊን ኣብ ኣርባዕተ ውድድራት ዓለምና ተሳቲፈን...
Month: July 2021
ኣፍሪቃውያን፡ ንቋንቋ ስዋሂሊ እንተዝመልኩ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ምግሃድ ዓቢ ተራ ምተጻወተ፡ ክብል ፕረሲደንት ኡጋንዳ፡ ዩወሪ ሙሰቨኒ፡ ገሊጹ።...
ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር፡ ጃኮብ ዙማ፡ ብቤት ፍርዲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተዋህቦ ናይ ማእሰርቲ ፍርዲ ንምፍጻም ንገዛእ ርእሱ...
ኣብዚ ሰሙን፡ ብሰንኪ ኣብ መንጐ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ዝተኸስተ ዘይምስምማዕ ኮታ መፍረ ነዳዲ፡ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ፡ ጽልዋ...
እቶም ቀጻሊ ክንክን ዘድልዮም ሳይክያትሪ ቆልዑን መንእሰያትን፡ ቁጽሮም እናወሰኸ ይመጽእ ምህላዉ ዳርጋ ፍርቂ ምምሕዳራት ሽወደን ገሊጸን ክብል...
ባይቶ ሽወደን፡ ትማሊ ረቡዕ ሰዓት 3፡00 ናይ ምሸት ኣብ ዘካየዶ ምርጫ፡ መራሒ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና፡ ስቴፋን ሎቪን፡...
ኢራን፡ ዝበልጸገ ዩራንዬም ከም ዘፍረየት ንዓለምለኸ ምክትታል ኑክሌር ኣፍሊጣ። ቴህራን፡ ንወኪል ኣህጒራዊ ኣቶማዊ ጸዓት፡ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡...
ፕረዚደንት ኬንያ፡ ኡሁሩ ኬንያታ፡ ኣብ እዋን ሕላፍ ሰዓት፡ ሓድሽ ፕሮጀክት ሆስፒታል ብምምራቑ፡ ካብ ኬንያውያን ከቢድ ነቐፌታ ይወርዶ...
ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚራ፡ ሃገረ ዚምባብዌ፡ ዝለዓለ ዋጋ ዘለዎ ዝተባህለሉ ናይ 50 ዚምባብዌ ዶላር ገንዘብ ክተሕትም ምዃና...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ትማል ሰሉስ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብስልኪ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ቅልውላው ትግራይ፡...