ኣብ ዝቕጽል ወርሒ ሰነ፡ ሃገረ ኖርወይ፡ ናይ ገዛእ ርእሳ ናይ ኮሮና ምስክር ወረቐት ንኸተታኣታቱ ትዳሎ ምህላዋ፡...
Month: May 2021
ካብ ሎሚ ረቡዕ ሰዓት 11፡15 ቅ.ቐ.፡ ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ራብዓይ መድረኽ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝጀምረ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን...
ድሕሪ ራብዓይ ዘይ ደምዳማዊ ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል፡ ቢንያሚን ናተንያሁ፡ ኣብ ዝሓለፋ 28 መዓልታት ሓደ ልፍንቲ...
ኣብ ሽወደን፡ ኣብ መንጎ እቶም ኣብዚ ሃገር ዝተወልዱን ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተወልዱ ጡረተኛታት፡ ዝረኽብዎ ናይ መልዕሎ ደሞዝ፡...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብቕትለት ጆርጅ ፍሎይድ ብቤት ፍርዲ፡ ገበነኛ ኮይኑ እተረኽበ ፖሊስ ሚንያፖሊስ ነበር፡ ደሪክ ሾቪን፡ ሓድሽ...
ኣብ መንጐ ኢትዮጵያን መሻርኽታ ዝነበረት ሱዳንን ወጥሪ ተኸሲቱ እናሃለወ፡ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ምስ መራሕቲ ሱዳን ንምርኻብ ትማሊ...
ኣብ የመን ብዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ውሕጅን ብርክት ዝበሉ ሰባት ምሟቶም፡ ኣብ ህንጻን ትሕተ ቕርጽን እታ ሃገር ድማ...
ኣንጻር ኮቪድ 19፡ ክታበት ካብ ዝወሰዱ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት፡ እቶም 3% ደጊሞም ብኮቪድ ይልከፉ ከምዘለዉ፡...
ኣብ መፈርቕ ወርሒ ግንቦት፡ ምምሕዳር ስኮነ፡ ሓፈሻዊ ክታበት ክትጅምር ምዃና ሓቢራ። ካብ ዕለት 17 ወርሒ 5 ጀሚሮም፡...
ህንዲ ዛጊት 20 ሚልዮን ሕሙማት ኮቪድ-19 ከም ዘመዝገበት ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን መንግስቲ እቲ ሕማም “ብዘገምታ...