ኢንጀንዩቲ እተባህለት ብማዕከን ናሳ፡ ዝተሰርሐት ሄሊኮፕተር፡ ኣብ ካልእ ፕላኔት እትበርር ፋልመይቲ ሄሊኮፕተር ክትከውን ከምዝኸኣለት፡ ናሳ፡ ሓቢሩ ክብል...
Month: April 2021
ኣክቲቪስት ተቓዋሚ ሰልፊ ሩስያ ዝኾነ ኣለክሴይ ናቫልኒ፡ እንድሕር ኣብ ማእሰርቲ ሞይቱ፡ ሩስያ፡ ከበድቲ ሳዕቤናት ክወርዳ እዩ ክትብል...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ብዘገምታ ይጎድል ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ...
ኣብ ሰሜን፡ ስራሕ ኣሎ። ኣብ ሰሜን ኖርላንድ ዝርከባ ፋብሪካታት፡ ብዙሕ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታታት ስለዘለወን፡ ስራሕ ኣልቦ...
ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ዓሌታዊ ምጽናት ሩዋንዳ ዝነበራ ተራ ብምሕባእ ንሳን ስድራቤታን ኣብ ኣመሪካ ዕቚባ ሓቲታ ዝነበረት...
ተዋሳኢት ካረን ኦሊቭያ ን ስድነት ስካት ሩዲን ክጾሮ ኣይክእልን እየ ክትብል ኣብታ ብ ብራድወይ እትዳሎ ሞሊን ሩዥ...
ኣብ ላቦራቶሪ እተሰርሐ ድቂ ወዲሰብ ኣብ ማህጸን ህበይ ክዓቢ ከም እተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ብልፍንቲዊ ጒጅለ...
ዩትዩብ ን ኣዝዩ ጸላዊ ምዃኑ ዝንገረሉ ናይጀርያዊ ሰባኺን ናይ ቲቪ ወንጌላዊን TB Joshua ብምኽንያት “ጽልኢ ዘሳውር ፕሮግራማቱ”...
ታይለር ስዊፍት ብ ዘ ቢትልስ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረ ወሰን መሸጣ ሰለስተ ተኸታተልቲ ብሉጻት ኣልበማት ሴራቶ ተባሂሉ። ትማል፡ዓርቢ...