ቆንስል ሰላምን ጸጥታን ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ቅልውላው ቻድን ሶማልን ንምፍታሕ፡ ሎሚ ሓሙስ፡ ክእከብ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ኣብታ...
Month: April 2021
ሃገረ ኖርወይ፡ 200 ሽሕ ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ንሽወደን ከተለቅሕ ምዃና ሚኒስተር ጥዕናን ኖርወይ፡ ቤንት ሀይየ (Bent...
ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 314,835 ሓደስቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከም ዝተረኽቡዋን እዚ ድማ ኣብ ዓለምና ብሓደ መዓልቲ...
ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ካብ ትማሊ ሮቡዕ ጀሚሩ፡ ንልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባትን ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ ጉጅለታትን፡ ሳልሳይ መድረኽ...
ሓንቲ ኣብ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ እትርከብ መስጊድ፡ ንግዝያዊ መምርሒታት ኮሮና ብምጥሓሳ፡ ብቤት ጽሕፈት ቦርድ ምምሕዳር፡ ናይ ፈለማ...
ዲ/ሪ/ኮንጎ ኣብ 1990 ምስ ኡጋንዳ ኣብ ዝነበራ ግጭት፡ ካብታ ሃገር ናይ 4.3 ቢልዮን ዶላር ካሕሳ ክኽፈላ ከም...
ቤት ፍርዲ ሚኖሶታ፡ ንኣባል ፖሊስ ሚንያፐሊስ ነበር፡ ደሪክ ቾቪን፡ ብቕትለት ጆርጅ ፍሎይድ፡ ገበነኛ ኮይኑ ከም ዝረኸቦ ምግላጹ፡...
ኣርባዕተ ካብተን ኣብ 2020 ዝበዝሑ ሰባት ብሞት ዝቐጽዓ ሃገራት ካብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ምዃነን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸብጺቡ።...
ንሃገረ ጫድ፡ ን 30 ዓመታት ዝመርሐ፡ እድሪስ ደብዒ ዝተፈላለዩ ዕጡቓት ጒጅለታት ክቃለስ ምጽንሑን ነዚ ንምስላጥ ካብ ቦታ...