Month: April 2021
ዜጋታት ደቡብ ሱዳን፡ ንኽኽተቡ ንምትብባዕ ብምባል፡ ፕረሲደንት ሳልቫ ኬር ጸረ ኮሮና ክትባት ከም ዝወሰደ ተገሊጹ። ደቡብ ሱዳን...
ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ንኽቕርባ ምስ ኩባንያታት ኣስትራ ዘነካን ጆንሶንን ዝነበሮ ውዕል ከምዘየናውሕ፡ ኢጣልያዊት...
ሃገረ እስራኤል፡ ህዝባዊ ባህርያዊ ምክልኻል ሕማም ኮሮና (herd immunity) ናብ ምጥራይ ተጸጊዓ ክትከውን ከም እትኽእል ሓደ ላዕለዋይ...
ሓደ በልጁማዊ፡ ኣብ ልዕሊ ኣቕራቢት ኲነታት ኣየር ዝኾነት ጸላም ጋዜጠኛ ተሌቪዥን፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ዝመልኦም መልእኽታት ብምስዳዱ፡ ቤት...
ምምሕዳር ካልማር፡ ቀዳማይን ካልኣይን መድረኻት ክታበት ወዲኣ፡ ናብ ሳልሳይ መድራኽ ክትሰጋገር ምዃና ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...
ብስንኪ ሕማቕ ክሊማን ወራር ኣንበጣን ብሚልዮናት ዝቚጸሩ ሶማላውያን ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዖም ኣለዉ ክብል ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል ረድኤት...
መንግስቲ ቦትስዋና፡ ብልቃጥ ክታበት ተጸንቂቑ ብዝብል ምኽንያት፡ ኣብ ገሊኡ ዞባታት እታ ሃገር ክገብሮ ወጢንዎ ዝነበረ መደብ ክታበት...
ሚኒስትሪ መራኽቢታት ናይጀርያ፡ ዒሳ ፓንታሚ፡ ምስ ቦኮ ሓራም፡ ርክባት ኣሎካ ተባሂሉ ንዝቐረበሉ ክሲታት ኣሉታዊ መልሲ ሂብሉ’ሎ። ንሱ፡...
መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ነቲ ልዕሊ 7 ሚልዮን ኣሜሪካውያን ዝተኸትብዎ፡ ፍርያት ኣሜሪካዊ ኩባንያ ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ኮቪድ-19 ንግዝይኡ ከምዘቋረጸቶ...