ኣብታ 10.7 ሚልዮን ነባሪ ዘለዋ ሃገረ ቼክ ሪፓፕሊክ፡ ሓንቲ ካብተን ብኸቢድ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ዝተጠቕዓ ሃገራትን ዝለዓለ መጠን...
Month: March 2021
ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ልዕሊ ወኪል ጸጥታ ኤርትራ: እገዳ ኣንቢሩ’ሎ። እገዳ ዝገበረሉ ምኽንያት ድማ ዓብዪ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት...
ኣካል ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ዝኾነ ባህላዊ ማእከልን ሃርሞኒ ሚድያን ብሓባር ብምኻን ኣብዘዳለናዮ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ ንኽትሳተፉ...
ሓደ ካብ ዝዓበዩ ኲባንያታት ዓለምና ምዃኑ ዝንገረሉ፡ ስዑዳዊ ኣራምኮ፡ ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣስታት 49 ቢልዮን ዶላር መኽሰብ...
ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ...
ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ማያሚ (ኣመሪካ) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም እተኣወጀ ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብዛ ደሴታዊት...
ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን እናተሓተ ይመጽእ ምህላዉን ካብ ወርሒ ሰነ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡...