Month: March 2021
ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ምዃኑ እተነግረሉ፡ ቅብኣ ብሪጣንያዊ ኣርቲስ፡ ሳቻ ጃፍሪ፡ ብ45 ሚልዮን ፓውንድ ከም እተሸጠን ኣታዊኡ ድማ...
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፡ ኣልፋሽቓ፡ ዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓብ፡ ካብ ቀረባ እዋናት፡ ናብ ደማዊ ግርጭት ምዕራጉ፥ ልዝብ...
ኣብ ምምሕዳር ስኮነ፡ ብዝሒ ናይቶም ብኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት፡ ከምእንደገና ምውሳኹን እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ብዙሓት ሰባት፡ መርመራ ኮሮና...
ሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ፡ ኣብ መትረብ ስዌዝ፡ ብጸቢብ ክትጥወ ክትብል ነቲ መትረብ ከም ዝዓገተቶን ትራፊክ መራኽብ...
ትማሊ ሰሉስ፡ ኣብ ከተማ ማልመ ዝርከብ ኖራ ግሬኘስፐሪስጎታን (Norra Grängesbergsgatan) ዝተባህለ ኣከባቢ ዝተኻየደ፡ ብቮርቪንተር (Vårvinter) ዝፍለጥ ስርሒት፡...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ንመጀመርያ እዋን፡ ሰራዊት ኤርትራ ንትግራይ ምእታዉ ተኣሚኑ። ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ክልቲኣተን...
ናይ ቦኮ-ሓራም እዮም ተባሂሎም ዝጥርጠሩ ዕጡቓት፡ ኣብ ሓንቲ ብሸነኽ ሰሜን ካሜሩን እትርከብ፡ ቢላጉሲ እተባህለት ገጠር፡ ክልተ ኣንስትን...
ምምሕዳር ከተማ ዮንሾፒን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ መዕሸግ መካይንን መናፈሻታትን ክዓጹ መደብ ገይሩ ከምዘሎ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ሓሙሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት: ኣብ ቀብሪ ማጒፉሊ ብዝነበረ ጽቕቅጥ ከም ዝሞቱ ወኪል ቢቢሲ ካብ ዳር’ሰላም: ሳልም ኪከከ:...