ሽወደናውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ንመጀመርያ ግዜ ድምጸን ክህባ መሰል ዝረኸባሉ ናይ 1921 ምርጫ፡ ሎሚ መበል 100 ዓመቱ የብዕል...
Day: March 8, 2021
ልዕሊ 1300 ዝኾና፡ ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዳ ደቂ ኣንስትዮ፡ ብመንገዲ ኣርቤትስፎርሜድሊን ዘተኣታተዎ ሓድሽ መወዳደሪ ሜላ፡ ስራሕ ክረኽባ...