ኣብ ከባቢታት ስቪያላንድ፡ ጎትላንድን ደቡባዊ ምብራቕ ኖርላንድን ኣብዚ ወቕቲ ክውህለል ዝግበኦ መጠን ትሕተ-ባይታዊ ማያት ትሕቲ ንቡር ከምዝኾነ...
Year: 2020
ዓርሞሾሽ ኤውሮፓዊ ኩባንያ መሰንዒ ነፈርቲ፡ ኤየርባስ፡ 15 ሽሕ ሰራሕተኛታት ከፋኑ መደብ ከምዘለዎ ሓቢሩ። እተን ካብቲ ኩባንያ ዝተረፋ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ብሰንኪ ኣብ ሶርያ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ንዘስዓቦ ስምብራት ንምቅላል ዝውዕል ናይ 900 ሚልዮን ክሮነር ሓገዝ...
ብዝሒ ናይቶም ጸረ ብቑርዲድ ዝመሓላለፍ ሕማም ነድሪ ሓንጐል (TBE) ንኽክተቡ ዝመጹ ዝነበሩ ሰባት ብናህሪ ምንቁልቋሉ ብዙሓት ክኢላታት...
ስካንድናቭያዊ ኩባንያ ሳስ (SAS) ናይ መድሕን ውጥኑ ንምትግባር: ርእሰ ማሉ ብ12 ቢልዮን ክሮነር ክብ ከብሎ መዲቡ። እዚ...
ቫይረስ ኮሮና ናብ ሽወደን ብመንገዲ ዴኒማርካውያን ኣትዩ ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ካብ ኮፐንሃገን ዩኒቨርስቲ ዝወጸ ሓድሽ መጽናዕቲ...
ስካንድናቭያዊ መንገዲ ኣየር SAS ን1583 ኣብ ዴኒማርክ ዝርከቡ ኣባላቱ ከፋኑ ከም ዝመደበ ሓቢሩ። እዚ ድማ ካብቲ ጠቕላላ...
ኣብ ከተማ ኮፐንሃገን ዝርከብ ህንጻ፡ ኣሃዱ ኣታዊ ግብሪ ዴኒማርክ፡ ብዕለት 06/08/2019 ምፍንጃሩ ይዝከር። መስርሕ ፍርዲ፡ ናይቶም ኣብቲ...
መንግስቲ ሽወደን ነቲ መመሊሱ ዝዓቢ ዘሎ ጠለብ ናይ ትምህርቲ ኣብ ግምት ብምእታው: ሐደ ቢልዮን ክሮነር ባጀት ብምሰላዕ...