ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ታሪኽ ዓለም፡ ኣብ ዳርጋ ኩሉ ዘመንን መዋእልን፡ ንኺምህር ወይ ዓይኒ ኪኸፍት ዝኸኣለ ፍሉይ ተፈጥሮኣዊ...
Year: 2020
ኣብ መብዛእትኡ ከባቢታት ሽወደን ዝርከባ ኣብያተ ሲኔማታት ከምተኸፍታን፡ እንተኾነ ግን ዋሕዲ በጻሕትን ዓበይቲ ኣሜሪካውያን ፍልሚታትን ኣጋጢምወን ከምዝርከብ...
ኣብ እዋን ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና፡ ኣብ ሽወደን፡ ብዝሒ ጸገማት ጭንቀት፡ ምሽቓልን ድቃስ ምስኣንን ከም ዝዛየደ ተፈሊጡ። እቶም...
ሓላፊ ኣሃዱ ጸረ ገበን በዓልመዚ ግምሩኽ ናብ ኦስካር ሊንድቫል ኣብ ዝለኣኾ ለበዋ ኣብ ትሕቲ ጽልዋ መስተ ወይ...
መንግስቲ ኣየርላንድ፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ናይ 15 ሃገራት ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናይ 14 መዓልታት ናይ ውሸባ ግዴታ ብምልዓል...
ብሬድዮ ኤኮት ዝተቃልሑ ሓደስቲ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ከም ዝሕብርዎ፡ በዓል-መዚ መጓዓዝያ ሽወደን፡ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይ ዓመተ 2020...
ብደረጃ ኤውሮፓ ዝወጸ ለበዋ፡ ማስክ ምኽዳን፡ ኣመልኪቱ ቲግኒል፡ ኣብ እዋን ጉዕዞ ባቡር ማስክ ምኽዳን ኣገዳስነቱ ትሑት እዩ...
ብዙሓት ሃገራት ኤውሮፓ፡ ብባቡር ንዝንቀሳቐሱ ተሳፈርቲ ንመምርሒታት ማሕበራዊ ምርሕሓቕ ከተግብርሉ ኣብ ዘይክእሉ ደረጃ ምስ ዝበጽሑ ማስክ ንኽኽደኑ...
ቅድሚ ትሸዓተ ዓመታት፡ ብምሕጋዝን ምጉስጓስን ገበን ቅትለት ተኸሲሱ ሃዲሙ ዝነበረ ኣብ ኣርባዓታት ዝዕድሚኡ ወዲ ተባዕታይ ኣብ መዓርፎ...